ቀንዲ ሰራሕ መካይን ሽወደን ቮልቮ፥ ባህሪ ዘወርቲ መካይን ብዕምቈት ንምርዳእ መታን ክሕግዞ ብምባል ኣብ ዝሰርሐን ሓደስቲ መካይን...
Khaled Abdu
ላዕለዋይ ምክትታል ጥዕና ሽወደን ኣብ ቫርምላንድ ዝሰርሕ ዶክተር ነዊሕ ሰዓታት ናይ ምድቃስ ዝንባለ ስለዘርኣየ ናይ ስራሕ ፍቓዱ...
መጠነ ሞት ሕማም ልቢ ኖርበርተን ኣብ ዓመተ 2017 ኣብ ሽወደን ዘጋጠሙ ናይ ሞት ሓደጋታት ዝበዝሐ እጃም ከም...
እዚ ሓበሬታ ፖሊስ ዴንማርክ ካብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ እዩ ተረኺቡ። እታ ባቡር ብረቡዕ ንደሴታት ዴንማርክ ዘራኽብ ድልድል...
ፖሊስ ኣብ ሞልንዳል ክልተ ደቀንስይዮን ሓደ ሰብኣይን ብፈተነ ቅትለት ኸሲሶም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ኣለዉ። እቶም ፖሊስ...
ሓለዋ ገማግም ስፔይን ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት 401 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ። ኣፈኛ እቲ በዓልመዚ ከም...
ሎሚ ምሽት ክለብ ሊቨርፑል ናብ ሜዳ ኢትሓድ ኣቕኒዓ ተካይዶ ጸወታ ኣቓልቦ ቡዙሓት ኣፍቀሪ ስፖርት ስሒቡ ይርከብ። ቻምፒዮን...
ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣኒ ሶልሻየር ካብ ኣርባዕተ ጸወታታት 12 ሙሉእ ነጥቢ ብምእካብ ንጸወታ ቦክሲን ማች ብሙሉእ...
ካብ ሃገረ ሽወደን እተረኽበ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዘረጋግጾ ወልፊ ቁማር ዘለዎም ሰባት ነፍሰ ቕትለት ናይ ምፍጻም ተኽእሎኦም...
ቤት ጽሕፈት ኢሚግሬሽን ሽወደን ዝሓለፈ ዓመት 2018 ናይ ሓተትቲ ዑቕባ ናይ ምጽባይ ግዜ እኳ እንተጒደለ ብምኽንያት ምጉዳል...