ሰብመዚ ጥዕና Norbotten ሓደስቲ ዓይነታት ለበዳ ቲቢ ከም እየራእየ ብሓፈሻ ቊጽሪ ሕሙማት 7 ምብጽሑን ይገልጽ። ዝሓለፈ ታሕሳስ...
Khaled Abdu
ሓደጋ ትራፊክ ብፍላይ ኣብ E4 ስቶክሆልምን Ostergotlandን Sormalandን ምስ ምውሳኹ ፖሊስ ኣብ ጎደናታት ዝያዳ ሓደጋ ከይክሰት መጠንቀቕታ...
ባርሰሎና ሎሚ ምሸት ን ክለብ ኤባር ኣብ ሜዳ ኖ ካምብ ዓዲማ 3 ብ 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ መሲ...
ኣብዚ ዘመን ኣብ መስመር ምኽላኻል ካብ ዝፈረዩ ተጻወቲ ሓደ ራሞስ እዩ። ንሱ ተኸላኸላይ ጥራይ ዘይኮነ ሸቶ ከምዝግብ...
ዴሳዊ ዴሞክራስያዊ ሰልፊ ምስ ለዘብተኛ ክርስትያንን ሊበራላዊን ሰልፊታት ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ብዛዕባ ምጥርናፍ ስድራቤት ዝነበሮም መርገጺ ከንሳሕቡ...
ኣብ 2018 ናብ ኮሚተ ህዝባዊ ጥርዓን ዝውሕዝ መረረ ዓማዊል ብ 85 ሚእታዊት ምውሳኹ ተገሊጹ። ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ...
ላዕለዋይ ዲፕሎማት ነበር ጃን ኤሊያሰን ዝመጽእ መንግስቲ ሽወደን “ሓላፍነት ዘለዎን ሰብኣዊነት ዝመልኦን ፖሊሲ ስደተኛታት ክኽተል” ድሌት ከም...
ሰስ ፋብሪጋስ ምስ ብ ናይ ቅድም ኣብ ክለብ ኣርሰናል ወዲ ጋንትኡ ነብረ እትስልጥን ዘላ ክለብ ሞናኮ ተጸንቢሩ።ፋብሪጋስ...
ሓደራኹም ፔርሙስኩም ሰቢርኩም ከይትውድእዎ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ግዜ ብዘምጸኦ መሳርሒ ተጠቒምካ ዝሽየጥ ፍርሒ ማእለያ የብሉን። ብዓቢኡ ፕረዚደንት እዛ...