በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን ስድራ ቤት ዓድል ሻት ኣብ ጒዳይ ምብራሮም ምስቲ በዓልመዚ ክተሓጋገዙ እዮም ኢሉ ስለዘይሓስብ...
Khaled Abdu
ምጥርናፍ ስድራቤት ናይ ሰብኣዊ መሰል ረቓሒ እዩ ተባሂሉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን Stefan Löfven ምስ ተሌቪዥን Aktuellt ኣብ...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ዛሕሊ ዝተኣሳሰረ ምድልሃጽ ተሽከርከርቲ ክህሉ ከም ዝኽእል’ውን ተገሚቱ’ሎ። ትካል ሜትሮሎጂ ዴንማርክ ዲኤም ኣይ...
ረድዮ ሽወደን konflikt ኣብ ዝብል ኣብ P4 ዝፍኖ መደቡ እዚ ትሕዝቶ ኣስፊሩ ይርከብ ከተንብቡ ንዕድም። ኣብ ዓባይ...
ኣልፍሬድ ኖርዝ ዋይትሄድ ዝተባህለ ሊቕ “ፍልስፍና ትጅምር ብምግራም እያ” ይብል፡፡ ከም ኣባህላኡ እንተኾይኑ እዚ ምግራም ብዓይኒ ፍልስፍና...
ታሪኽ ሽወደን እዚ ክብድ ዝብለ ኣርእስቲ እዩ፡፡ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ እናሃሎኹ ንኡስ ምህሮይ ታሪኽ እዩ ኔሩ፤ ስለዚ ድማ...
ኣብ Ronneby ንብሕቱ ዝቕመጥ ሰብኣይ ዘይልሙድ ድምጺ ምሕርናኽ ሰሚዑ ይበራበር። ትሕቲ ዓራቱ ግንጽል ምስ ኣበለ ሓደ ዘይፈልጦ...
ሰለስተ ሚእታዊት እኹላት ዕድመ ህዝቢ ሽወደን ዓመታዊ ደም ከም ዝልግሱ ይፍለጥ። ብኣንጻሩ ክሳብ ዝሓለፈ ረቡዕ ግና ትሑት...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ኣብ ዝቕጽላ ኣዋርሕ ነቲ ብልፍንቲ ሶሻል ዲሞክራትስ ሓምላይ (ሚልዮ) ሰልፊታትን ዝቘመ መንግስቲ ብነቐፌታ ኮፍ ምባል...
ዓሰርተክልተ ሚእታዊት ወይ ብሓርፋፍ ግምት 100 ሽሕ ዝኾና ባቡራት ልዕሊ ሓሙሽተ ደቓይቕ ደንጒየን ወይ ጒዕዞአን ሰሪዘን ምንባረን...