መንግስቲ ኖርወይ ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ቓዛ ዝካየድ ዘሎ ተጻብኦታት ደው ንምባል ዝገበሮ ዘሎ ናይ መወዳእታ ፈተነ...
Khaled Abdu
ከተማ ሄልሲንኪ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝዘርገሐቶ ደሞግራፍያዊ ትንበያ፥ ብዝሒ ህዝቢ እታ ከተማ ኣብ መወዳእታ 2022 ካብ ዝነበሮ...
“ኤጀንሲ ዲጂታላዊ ኣገልግሎትን ሓበሬታ ህዝብን ፊንላንድ” ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ስርዓት ውልቃዊ ኮድ መንነት ሓደስቲ ፊደላት ብምትእትታው...
ንጉስ ሽወደን ካርል ጉስታፍ መበል 16 ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስቶክሆልም ካብ ንጉሳዊ ቤተ መንግስቲ ስቶክሆልም ትማሊ...
ሎሚ መንግስትን ሰልፊ ዲሞክራትናን ስትራተጂ ክሊማኦም ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሾን፡ ቀጻልነት ዘለዎ ውጽኢት ንምምጻእ ንፖሊሲ ክሊማ...
ንቤት ኣልቦ ኣባላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ብምግባር ዝፍለጥ ትካል ግብረ ሰናይ ስታድስሚሽን ሽወደን፡ ኣብዚ ዋዜማ በዓል ልደት ድሌት...
መንግስቲን ሰልፊ ደሞክራትናን ኣገዳሲ ክፋል ባህሊ ወይ ድማ ብሓፈሻ ን ህዝቢ ሽወደን ይውክል እዩ ዝበሃል “ባህላዊ ቀኖና...
ፕረሲደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ን ተዋሳኣይ ጀራርድ ዲፓርድዮ ደጊፉ ብዝብል ካብ ሸነኽ ተጣበቕቲ መሰል ደቀንስትዮ ከቢድ ነቐፌታ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፡ ሄልሲንኪ ኣብ ሓፈሻዊ ደረጃ ትምህርቲ ህዝባ ርኡይ ወሰኽ ብምርኣያ፡ ልዑል መጠን ምሁር ዓቕሚ...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ሓድሽ ስምምዕ ጒዳይ ስደተኛታት ከም ዝሰማምዕ ገሊጹ። ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ እቲ ስምምዕ፡ ንሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ...