ብሓባር ዝግበር ናይ እግሪ ጉዕዞ ንጥዕና ጥራይ ዘይኮነ ንሓጎስን ምሕዝነትን መሰረት ዝተክል’ዩ፡ ብእግርኻ ምጓዓዝን ምንቅስቓስን ብዙሓት ጥዕናዊ...
Khaled Abdu
ኣብ ሽወደን፡ ብዙሕ ማይ ኣሎ። እቲ ብቡምባ ዝመጽእ ማይ፡ ጽርየቱ ኣተኣማማኒ’ዩ። ዝበዝሕ እዋን፡ ካብ’ቲ ብጎማ ገዚእካ እትሰትዮ...
ባጀት ምክልኻል ሃገር ሽወደን ክብ ንምባል ኣብ ዝቕጽል ዓመት ብ 20 ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ ምኻኑ ይሕበር። መንግስቲ...
ትካል ሓባሲንብዓት (Ombudsmannen för rättvisa) (JO) ንኽልተ ኣኽበርቲ ሕጊ ብምጒዳል ስነምግባር ምኽሳሱ ተገሊጹ። ሓደ ካብዞም ተኸሰስቲ ኣብ...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ዝጸንሖ መርገጺ ብምቕያር ኣብ መብዛሕትኡ ቦታታት ሶርያ ግርጭት የብሉን...
ሽወደን ስም ኣልቦን ኣቐዲሙ ኣብ ጥቕሚ ውዒሉን ዝነበረ ካርድ ቴለፎናት ንምኽልካል ሓድሽ ሕጊ ንምፍጻም ኣብ ምቅርራብ ከም...
ብርክት ዝበሉ ሰብመዚ ሽወደን ዝበለየ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ይጥቀሙ ምህላዎምን እዚ ድማ ንምጽጋኑ ከቢድ ብምዃኑ ንቢልዮናት ክሮነራት ክሳራ...
ኣባል ባይቶ ሽወደን ካብ ስርሓ እኳ እንተተገለፈት ገንዘብ ምውሳዳ ተገሊጹ። ኣቐዲማ ኣባል ባይቶ ሊበራላዊ ሰልፊ ዝነበረት ካርልሰን...
ሰልፊታት ባይቶ ሽወደን ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ቀዋሚ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪተን ክዛተያ እየን ተባሂሉ’ሎ። እዚ ዘተ ነቲ ከገልግለ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፋን ሉፊን ዓርቢ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ውዱባት ገበነኛትት ከምኡ’ውን ኣብ ዓመጽን ምፍጃርን ኣብ ልዕሊ...