Khaled Abdu
ባይቶ ሃንጋሪ ሎሚ ሽወደን ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ስሜን ኣትላንቲክ ኔቶ ንምጽንባር ዘቕረበቶ ሕቶ ኣመልኪቱ ኣድሚጹ። ዛጊት ኣብዚ...
ሬሳ ሩስያዊ መራሒ ተቓዋሚ ኣሌክሲ ናቫልኒ ናብ ኣዲኡ ከምዝተመለሰ ወሃቢት ቃሉ ገሊጻ። ኪራ ያርሚሽ ኣብ ኤክስ ኣብ...
ኖርወይ ን ዓመተ 2024 ብወግዓዊ ብዝሒ ህዝቢ 5,550,203 ከም ዘጀመረቶ ተፈሊጡ። እዚ ካብ’ቲ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ...
ኣብ ጽላት ህንጻ ፊንላንድ ዘሎ ብጽሒት ወጻእተኛታት ሰራሕተኛታት ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ርኡይ ወሰኽ ከምዘርኣየ፥ ኣብ ቀረባ እዋን...
ኣብ ሽወደን ኣባላት ናይቲ LGBTQ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ጾታዊ ምርጫ ዝኾኑ ግረሰዶማውያን መንእሰያት ኣብተን ኣዝዩ ጽንኲር መዐቀኒታት ”ክብሪ”...
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮ ሩስያ ናብ ዩክሬን ክዋግኡ ንኸይለኣኹ ብምፍራህ ካብታ ሃገር ምህዳሞም ገለ ካብኣቶም...
ሃንጋሪ “ሳብ ያስ ግሪፐን” ዝዓይነተን ኣርባዕተ ነፈርቲ ውግእ ካብ ሽወደን ንምግዛእ ስምምዕ ከምዝገበረት ዝሓለፈ ዓርቢ ኣፍሊጣ። ምስ...
ብሰንኪ ሕጽረት መምህራን ክፍልታት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ክንድቲ ዝድለ ይሳለጡ የለዉን ተባሂሉ። ብውሕዱ ሓደ ወላዲ ዘለዎም ቀዳማይ...