ኣብ ሽወደን ሓርገጽ ኣርክቲክን ዕንቅርቢትን ኣብ ሓደጋ ምጽናት ዝርከቡ ዝርከቡ ዓሌታት ምዃኖም ተለልዮም። እዚ ፕሮአክት ምክንኻን ኣብ...
Khaled Abdu
ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሰሙን ግብረሽበራዊ ገበናት ንምፍጻም ውዲት ፈጺሞም ተባሂሎም ተጠርጢሮም ካብ ዝተኣስሩ ክልተ ኣሕዋት ሓደ ብኢንተርነት...
ቊጽሮም እናበዝሐ ዝመጹ ሽወደናውያን ናብቲ ንሲቪላውያን ክፉት ዝኾነ ኣጋር ሰራዊት ሽወደን ማለት ሓለዋ ውሽጢ ሃገር ክጽንበሩ የመልክቱ...
ፕረዚደንት እስራኤል ኢሳቕ ሄርዞግ ኣብ መኽፈቲ ቤተ መዘክር ናዚ ኣብ ኣምስተርዳም ኣብ ዝኸደሉ፡ ነቲ እስራኤል ኣብ ጋዛ...
ኖርወጃውያን ማናቱ ማርከስን ማርቲነስን ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደርፊ ሽወደን ሜሎዲፌስቲቫለን ተዓዊቶም። ዘዐወተቶም ንጽል ደርፍ “ዘይርሳዕ”...
ጉዳይ ምልውዋጥ እሱራት፡ ነቲ ኣብ ሽወደን ብገበናት ምጥሓስ ኣህጉራዊ ሕጊ ዝተፈርደ ኢራናዊ ሓሚድ ኑሪን፥ ከምኡ’ውን ኣብ ኢራን...
ምስ ጽንብል ምብዓል ባንዴራ ነቶ ማዕረ ማዕረ ሎሚ ኣብ ብራስለስ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ኔቶ ባንዴራ...
ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንሰራሕተኛታት “ጉዳይ ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን” ጸገማት ‘ኒውሮሳይካትሪክ” ዘለዎም መንእሰያት ዝምልከት ለበዋታት ንኽህቡ ኣገዳሲ ሓገዛት...
ተመራመርቲ ብሪጣንያ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደቡባዊ ምዕራብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ ኣጻድፍ፡ ኣብ ዓለም ዝጠንተወ ዝተባህለሉ ኣሰር...