February 1, 2025

Khaled Abdu

ኣብ ሽወደን ኣስታት 700 ሽሕ ሰባት ብቐረብ ዘዕልልዎ ዓርከ/መሓዛ የብሎምን ክብል ስታቲስቲክስ ህዝቢ ሽወደን ኣመልኪቱ። እዚ ቁጽሪ...