ስታቲስቲክስ ፊንላንድ ብ 31 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ እታ ሃገር ኣብ 2023 ብድምር 550,183 ቆልዑ ዘለወን ስድራቤታት...
Khaled Abdu
እቲ ዝተሰፍሐ ኣድማ ክንክን ጥዕና፡ ሎሚ ሰሉስ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ ይንገር ኣሎ።...
ሃገራውያንን ሕሉፋት የማናውያንን ሰልፍታት ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ዝተኻየደ ምርጫ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ዓወት ኣመዝጊቦም። ይኹን...
መበለት መራሒ ዳዕሽ: ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝገበረቶ ፍሉይ ቃለ መሕትት፡ ብዛዕባ ኣብ መንግስቲ ዳዕሽ ዘሕለፍዎ ህይወት...
ሽወደን በጻሕቲ ንምስሓብን ምስላ ንምሻጥን ዝወሓደ ወፍሪ እትገብር ሃገር እያ ተባሂሉ። ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ሽወደን ንቱሪዝምን ጉዕዞን...
ዋላ እኳ ስክፍታታት ልዑል መጠን ወለድ እንተሃለወ፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት ዋጋታት ኣባይቲ ኣብ ኖርወይ መሊሱ ምውሳኹ ተፈሊጡ።...
ሰልፊ ዴሞክራትና ክገብሮ ዝጸንሐ ገስጋስ ኣብ’ቲ ናይ ትማል ሰንበት ምርጫ ኤውሮጳ ባይቶ ኣብ መወዳእታኡ ከም ዝበጽሐ ተገሊጹ።...
ሰራዊት እስራኤል ኣብ ምብራቓዊ ከባቢታት መዓስከር ስደተኛታት ቡሬጅን ኣብ ማእከላይ ጋዛ ኣብ እትርከብ ከተማ ደይር ኣልባላን “ስርሒታዊ...
ምድላዋት ናይቲ ካብ 12 ሰነ ክሳብ 21 መስከረም 2025 ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ክልተ ዓመት ሄልሲንኪ 2025 ኣብ...
https://sverigesradio.se/artikel/election-debate-is-the-new-migration-pact-a-step-forward ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ስደትን ዑቕባን ዘቕረቦ ሓድሽ ፓኬጅ ጽገናታት ኣብ ራድዮ ሽወደን ትማሊ ሶኑይ ኣብ...