ምስ ምእታው ዓመተ 2023፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ኣብ ኣውሮጳ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ይምዝገብ ምህላዉ ተገሊጹ። ብምኽንያት ብከላ፡...
Khaled Abdu
ኖርዌጃውያን፡ ምስ ካልኦት ዜጋታት ሃገራት ኖርዲክ ብምውድዳር ዝለዓለ መጠን ዓሎቕ ተሌፎን ከም ዘጋጥሞም፡ ካብ “ቴላ” ዝተረኽቡ ኣሃዛት...
ብምኽንያት ናህሪ ዋጋ መግቢ ኣብ ዱካናት መግቢ ዘጋጥም ስርቂ እናወሰኸ ይመጽእ ምህላዉ “ፈደሬሽን ንግድ ሽወደን” ገሊጹ። ገለ...
ኣብ ምዕራብ ሽወደን- “ቫስትራ ጉታላንድ”– ሰብ መዚ ጥዕና ሓደጋ መካይንን እሳትን ዝኣመሰሉ ፍጻመታት ንምስኣል ድሮናት ይጥቀሙ ምህላዎም...
ትማል ሓሙስ ኣብ “ፋስርታ ስትራንድ” ኣብ ሓደ ህንጻ መንበሪ ምፍንጃር ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። እቲ ምፍንጃር ኣብ ሰዓታት...
ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ክኣትዉ ዝደልዩ፡ ካብ 7 ጥሪ ኣትሒዞም ካብ ሕማም “ኮቪድ-19” ናጻ ምዃኖም ዘርኢ ወረቐት...
ኣብ ማእከላይን ደቡባዊን ሽወደን፡ ብርቱዕ ውርጪን ንፋስንክህሉ እዩ ዝብል ትጽቢት ከም ዘሎ ተገሊጹ። እዚ ካብ ቀላይቫኔርን ቫተርን...
ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2022፡ ኣብ ሕርሻ ስማላንድሕማም “ሳልሞኔላ” ብምኽሳቱ፡ 165 ሽሕ እንቋቚሖ ዘውድቓደርሁ ክሕረዳ ቦርድ...