ኣብ ኦስተርሱንድ ኣብ ዝርከብ ህንጻ መንበሪ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ክልተ ሰባት ሞይቶም። እቶም ግዳያት ኣብ ዕድመ ሰብዓታት
ዕድመ ዝርከቡ ሰብኣይን ሰበይቲን ምዃኖም ብፖሊስ ይግለጽ። ኣገልግሎት ህጹጽ እዋን እቲ ጻውዒት ለይቲ ቅድሚ ሰዓት 1፡30
ከም ዝበጽሖምን ሰባት ካብቲ ህንጻ ክወጹ ምግባሮምን ገሊጾም ኣለዉ።
Related Stories
October 16, 2024
October 16, 2024