ኣብ ማእከላይ ኖርሾፒንግ ኣብ ዕድመ 20ታት ዝርከብ መንእሰይ ከምዝተቐትለ ተፈሊጡ። ምስዚ ገበን ብዝተኣሳሰር ክልተ ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ፖሊስ ሓቢሩ’ሎ። ፖሊስ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኒጋታን ዘጋጠመ ፍጻመ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 10፡30 ድሕሪ ቀትሪ ከም እተሓበረ–ሬድዮ ሽወደን ኣተሓሒዛ ጸብጺባ’ላ።
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024