ኣብዚ ሰሙን'ዚ ኣብ ገለ ካብተን ብኸቢድ ገበን ዝተፈርዱ ትሕቲ ዕድመ ኮተቴ ዝሓቚፋ ግዴታዊ መናበዪ ህጻናት ሽወደን እገዳ
ምጥቃም ሞባይል ተኸልኪሉ። ዕላማ እዚ ክልከላ ምስ መርበባት ገበነኛታት ዘሎ ርክብ ንምብታኽን ድሕንነት ንምዕባይ እዩ
ተባሂሉ’ሎ። ሚኒስተር ማሕበራዊ ኣገልግሎት ካሚላ ዋልተርሰን ግሮንቫል “እዞም ትሕቲ ዕድመ ብሞባይል ኣጽዋርን ዕጸፋርስን
ዝረኽበሉ ኩነታት ኣጋጢሙና’ዩ” ክትብል ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃበቶ ሓበሬታ ገሊጻ’ላ።
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024