ኣህጉራዊ ዜና ዜና ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ ዓሪፉ Khaled Abdu September 6, 2019 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ነበር ሮበርት ሙጋበ፡ ኣብ መበል 95 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ንሱ ብሕማም ምኽንያት ከም ዝሞተ ስድርኡ ንቢቢሲ ኣረጋጊጾም። ሮበርት ሙጋበ ንኣስታት 30 ዓመት ኣብ ስልጣን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2017፡ ብዕልዋ መንግስቲ’ዩ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። Continue Reading Previous: ክፍሊ ኢመግረሽን ኢንግሊዛውያን ዝረከብዎም ንቡዝሓት ዜግነት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።Next: ግጥም መጻረዪ ዋንጫ ኤውሮጳ 2020 ሽወደን ምስ ነርወይ ጽባሕ ሰንበት፣ ኣለክሳንደርዶ ወይስ ሮበን ምስ ቀዳሞት ይስልፉ!! Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024