ሚኒስተር ጥዕና ሊባኖስ ኣብ ሃገሩ ዝፍጸም ዘሎ አጥቃዕቲ እስራኤል “ህልቂት” እዩ ክብል ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝበለሆስፒታላት...
Year: 2024
ካብ 23 መስከረም ጀሚሩ፡ ኣብ ሃገረ ስፔይን ሕክምናዊ ክንክን ዝድልዮም ፊንላንዳውያን ተጓዓዝቲ ዝቐለለ ግዜ ክህልዎም እዩ፡፡ምኽንያቱ ኣብ...
ኣፍራዪ ባትሪ መካይን ኖርዝቮልት ኣብ ሽወደን 1600 ሰራሕተኛታት ከፋኑ ምዃኑ ኣፍሊጡ፣፡ ካብዚኦም እቶም 1000 ኣብስከለፍተዮ ዝርከብ ፋብሪካኡ...
ሰብመዚ ሽወደን፡ ኢራን ኣብ 2023 ኣብ ልዕሊ ቁርኣን ዘቃጽሉ ዝነበሩ ሰባት ሕነ ክፍደ ዝጽውዕ ኣሽሓት መልእኽቲ ናብሽወደናውያን...
ኣብ ሊባኖስ ንሕዝቦላህ ዕላማ ጌሩ ኣብ ዝተኻየደ ጽዑቕን ሰፊሕን መጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ብውሕዱ 492 ሰባት ከምዝተቐትሉ ሚኒስትሪ...
ሩስያ ኣብ ዋዕላ “መጻኢ ሕቡራት ሃገራት” ሓድሽ ስምምዕ ንምትእትታው ዘካየደቶሞ ዝፈሸለ ፈተነ እታ ሃገር ትንጸል ምህላዋ ዘርኢ...
ኣብ ሽወደን ጠፊኦም ተባሂሎም ንፖሊስ ካብ ዝተሓበሩ ሰባት ብዝሕ ዝበሉ ብሕማም ምርሳዕ ዝሳቐዩ ሰባት ምዃኖም ኣገልግሎት ዜና...
“ሰሙን ድልውነት ቅልውላው” ይሳልጥ ኣሎ። እዚ ንጥፈት ዓመት መጸ ብኤጀንሲ ሲቪላዊ ህጹጽ ሓደጋታት፣ MSB፣ ከምኡ’ውን ብከባብያውን ዞባውን...
ባትሪ መካይን ዘፍሪ ትካል ኖርዝቮልት ዓቢ ናይ ስራሕ ዕጽዋ ከምዘሎ ምግላጹ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ኩባንያ ኣብ መጀመርታ ናይዚ...
ኣብ በርሚንግሃም ኣላባማ ብዝተፈጸመ ጃምላዊ ተኹሲ ብውሕዱ ኣርባዕተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ 18 ድማ ቆሲሎም ክብልፖሊስ ገሊጹ። ትማሊ...