ኣብ ባቕዳድ ዝተፈጸመ ቅትለት ሽወደናዊ መራሒ ጉጅለ ገበን ኣብ ሽወደን ኣብ ዝፍጸም ጎነጽ ጕጅለታት ጽልዋ ክህልዎ እዩ...
Year: 2024
ሓደ ካብ ዓበይቲ ከዋኽብቲ ተጻወትቲ ኲዕሶ እግሪ ምዃኑ ዝንገረሉ ጀርመናዊ ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ መበል 78 ዓመት ዕድሚኡ...
ዋጋታት ሃለኽቲ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ብ 2.9% ከምዝወሰኸን፡ እዚ ድማ ነቲ ብ 20 ሃገራት ዝቖመ ገንዘባዊ ሕብረት...
መንግስቲ ሽወደን ኣብ መወዳእታ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ዋዕላ ጸጥታ ፎልክ ኦች ፎርስቫር ኣንጻር ግብረሽበራን ጥሩፋት ጒጅለታትን...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 72,500 ሰባት ስራሕ ክስእኑ ከምዝኽእሉ ምልክታ ተዋሂብዎም ምንባሩ እዚ ድማ ነተን ዓመታት ለበዳ ኣውጺእካ...
ልዕሊ 30 ኩባንያታት ክንክን ስኒ ካብ 2019 ጀሚረን ካብቲ ንድጎማ ክንክን ስኒ ተባሂሉ እተሰርዐ መደብ ከይሳተፋ ተኣጊደን...
ትማሊ ሰኑይ ኣብ ባቕዳድ ሓደ ሽወደናዊ ዜጋ ብጥይት ከምዝተቐትለ ሓያሎ ማዕከናት ዜና ዒራቕ ኣብ ውሽጢ ኣገልግሎት ጸጥታ...
መስራቲ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናት ዓለም ምዃኑ ዝንገረሉ ናይጀርያዊ ቲቢ ጆሹዋ ሰፊሕ ምግሃስ መሰልን ጾታዊ...
ኣብ መወዳእታ ሰሙን 2023 ቊጽሪ ናይቶም ብኮቪድ-19 ዝተታሑ ሰባት ከምዝነከዩ ካብ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ዝተረኸበ ስታቲስቲክስ...
ኣብ ዞባ ኖርዲክ ንኻልኣይ መዓልቲ ብተኸታታሊ ዛሕሊ ትሕቲ 40ºC ብምውራዱ፡ ኣብ ሽወደን ኣብዚ ወርሒ ን 25 ዓመታት...