መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሰባት ኣብ ሽወደናዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾነ ክሊኒክ “ዶክተርስ ኦቭ ዘ ዎርልድ” ኣገልግሎት...
Year: 2024
መንግስቲ ንዩክሬናውያን ስደተኛታት ዝወሃብ መዓልታዊ ኣበል ከምዘይውስኽ፥ ኣብ ክንድኡ ዩክሬናውያን ኣብ መዝገብ ህዝቢ ንኽኣትዉ ነቲ መስርሕ ከቀላጥፍ...
ትካል ክሊማ ሽወደን ኣስታት ን ህቦብላ ኢሻ ምኽንያት ብምግባር 30 መጠንቀቕታታት ኩነታት ኣየር ኣውጺኡ፡፡ ህቦብላ ኢሻ ናብ...
ኣባል ባይቶ ሓምለዋይ ሰልፊ ፊንላንድ ኣልቪይና ኣላሜትሳ ምስ ሙዜቀኛታት ፊንላንድ ብምሕባር፡ እስራኤል ካብ ውድድር ደርፊ ዩሮቪዥን ክትግለል...
ኣባላት ባይቶ ጀርመን ትማሊ ዓርቢ ኣብ ሕግታት ዜግነት እታ ሃገር ሰፊሕ ጽገና ምግባሮም ተገሊጹ። እዞም ኣባላት ባይቶ...
ማርከስ ዋንድት ናብ ጠፈር ተወንጪፉ ናብ ዓለምለኻዊ መደበር ህዋ ገጹ ይኸይድ ኣሎ። እዚ ሽወደናዊ ፓይለት ነፋሪት ኲናት...
ኣባል ሰልፊ ባይቶ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ሳራ ስካይተዳል፡ ሰልፋ ምጒዳል ተኣማምነት ዝብል ምኽንያት ብምልዓል ካብ ናይ ሎሚ ዓመት...
ካብ 2021 ኣትሒዙ ኣብ ሽወደን መመልከቲ ቀዋሚ ፍቓድ መንበሪ ዘእተዉ ሰባት ብውሕዱ ን18 ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ብገንዘብ...
ኣብ ወርሒ ሕዳር ናይ ዝሓለፈ ዓመት ንፍቓድ ስራሕ ዝድለ መጠን ደሞዝ ክብ ከም ዝብል ድሕሪ ምግባሩ፡ ክሪስነንዱ...