ገበነኛታትን ኣብቲ ናብ ናይጀርያ ዝካየድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ሰደድ መካይን ብድሕሪ መጋረጃ ዝእዝዙ ዘለዉ ሰባትን፡ ኣብ ሽወደን ንዝርከቡ...
Year: 2024
ኣብ ስርዓተ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ፊንላንዳዊ ትካል Tietoevry ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ “ራንሶምዌር” ክሳብ ሕጂ ፍታሕ ዘይምርካቡ፡ ሳዕቤናቱ ድማ ክሳብ...
ቱርክ፥ ዝሓለፈ ሓሙስ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ብወግዒ ከምዘጽደቐቶ፥ ፕረዚደንት እታ ሃገር ረሲፕ ጠይብ ዔርዶጋን ከኣ...
ፕረዚደንት ናይጀርያ ቦላ ቲኑቡ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ካብ ኣቡጃ ናብ ሌጎስ ንምግዓዝ ዝኾነ መደብ ከምዘይብሉ ሓቢሩ።...
ሽዱሽተ ሕጹያት ፕረዚደንት ፊንላንድ ነቲ ኣብ ሕብረተሰብ ፊንላንድ ርኡይ እናኾነ ዝመጽእ ዘሎ ቀጻሊ ዝንባለ እንግሊዝኛ ብሙሉእ ድምጺ...
ንጉሳዊ ቤተሰብ ሽወደን፡ ን ኣፍራዪ ቸኮሌት ማራቡ ካብ ዝርዝር ቀረባት ንጉሳዊ ቤተ መንግስቲ ሰርዝዎ። ወናኒ እቲ ትካል...
ንገዛእ ርእሶም ንምዕንጋልን ክኽደኑን ካብ ሲቪላዊ ማሕበራት ሓገዝ ዝሓቱ ሽወደናውያን ቁጽሮም እናወሰኸ ምምጽኡ ቀይሕ መስቀል ሽወደን ዘውጽኦ...
ብዙሓት ሽወደናውያን ኣብ ኣገልግሎታት ኔትፍሊክስ፣ ስፖቲፋይን ፔይፓልን ዝጥቀሙሉ ኣስማትን ፓስዎርድን ብኢንተርነት ምዝራቚ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ።...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ስካን ኣብ እትርከብ ቁሸት ሆርቢ፡ ኣብ ዝሓለፈ 50 ዓመታት እቲ ዝኸፍአ ዝተባህለሉ ዕልቕልቕ ዝናብ...