ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ካብ ዝርከብ ከባቢ ራፋሕ ብውሕዱ ሸሞንተ ሮኬታት ከምዝተወንጨፉ ሰራዊት እስራኤል ሓቢሩ። ሓያሎ ካብዚኣቶም ሸቶኦም...
Year: 2024
ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ሁዲክስቫል ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ መንእሰያት ደቂ ኣንስትዮ ከም ዝሞታ ተሓቢሩ። እቲ ሓደጋ፡ ሓንቲ...
ሓጋይ እናቐረበ ምስ ዝመጽእ ብዙሓት ብሽክለታ እናተጠቕሙ ኣብ ጎደናታት ከተማ ክዛወሩ ይረኣዩ እዮም። ብዘይካዚ ነጻ ጃላቡ ንማእከል...
ካብ ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን “ፎሻክሪንግስካሳን” ናይ ሕማም ዕረፍቲ ክፍሊት ዝረኽቡ ዘለዉ 18 ሽሕ ሰባት ኣብ ወርሒ ግንቦት...
ኣብ ዕዳጋ ሽቕለት ግርጭት ምስ ዝፍጠር ዝሽምግል ናጻ መንጎኛ ኣብ ክንክን ጥዕና ተኸሲቱ ዘሎ ዘይምስምማዕ ኣመልኪቱ መፍትሒ...
ኣብ 2021 ኣብ ሱንድቢሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈተነ ቅትለት ተሓባባሪ ኮይኑ ዝተረኽበ ሓደ ሰብኣይ ን 18 ዓመታት ክእሰር...
ሬድዮ ሽወደን ንራብዓይ ግዜኣ ምስ ሕጹያት ውድባት ሽወደን ኣብ ምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ቃለ መሕትት ኣካዪዳ’ላ። ኣብዚ ግዜ...
ኣብ ዮተቦሪ ዝርከብ ህቡብ ' ዕዳጋ ዓሳ'–ፊሽከሰርካ–ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ዓመታት ምሕዳስ ንህዝቢ ተኸፊቱ። እዚ ካብ ዝስራሕ 150...
ሰለስተ ሃገራት ኤውሮጳ–ኖርወይ፥ ኣየርላንድን ስፔይንን ዝመጽእ 28 ግንቦት ን ፍልስጤም ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ እየን። እስራኤል ሳዕቤን እዚ...
ን ቤተ ሉተራዊት ክርስቲያን ሽወደን ዝምልከት ሰፊሕ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ “ጸሊም” መርበብ ተዘርጊሑ። እቲ ዳታ ብዛዕባ ኣሽሓት...