ጉምሩክ ሽወደን (ቱልቨርከት) ኣብዚ ዓመት ዋግኡ ሚልዮናት ክሮና ዝግመት 80 ሊትሮ ዘይቲ ኣምፈታሚን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝእተወ...
Year: 2024
ፕረዚደንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ፡ መራሕቲ ምዕራባውያን፡ ኣድላዪ ዝኾነ "ኩሉ መገድታት" ተጠቒሞም ንሩስያ ናብ ሰላም ጸቕጢ ክገብሩ ኣተሓሳሲቦም።...
ማሕበራዊ ደሞክራስያዊ ሰልፊ ኣብ ፊንላንድ እቲ ዝበዝሐ ተፈታዊ ፖለቲካዊ ሰልፊ ምዃኑ ደረጅኡ ከምዘጽንዐ ብሄልሲንጊን ሳኖማት ዝተኣዘዘ ዳሕረዋይ...
ኣብዚ ጽድያ ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ብሕማም ሰዓል ዝተለኽፉ ሰባት ከምዝወሰኸ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሓቢሩ። እቲ ትካል፥ እቲ...
ኣብ ሽወደን ምስ ካልኦት ዕድመታት ብምንጽጻር ኣብ ምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ዝመርጹ መንእሰያት ዝወሓዱ ምዃኖም ካብ ስታቲስቲክስ ሽወደን...
ሬድዮ ሽወደን ከም ኣካል ናይቲ ዝመጽእ 9 ሰነ ዝካየድ ምርጫ ባይቶ ኤውሮጳ ኣመልኪታ ምስ ላዕለዎት ሰልፍታት ባይቶ...
መራሒ ጉጅለ ገበን እስማዒል ዓብዶ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜና ቱርክ ሓቢረን። ፖሊስ ትእዛዝ ምቕያድ ኢንተርፖል...
ኦፒ ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ፥ ኣብ ዝቐረቡ መመልከቲታት ሓደስቲ ዕድጊ-ዝካረዩ ኣባይቲ ብ 27%...
ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ካብ ዝርከብ ከባቢ ራፋሕ ብውሕዱ ሸሞንተ ሮኬታት ከምዝተወንጨፉ ሰራዊት እስራኤል ሓቢሩ። ሓያሎ ካብዚኣቶም ሸቶኦም...
ትማሊ ኣብ ኣፍደገ ሁዲክስቫል ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ መንእሰያት ደቂ ኣንስትዮ ከም ዝሞታ ተሓቢሩ። እቲ ሓደጋ፡ ሓንቲ...