ብውሕዱ ኣርባዕተ ሆስፒታላት ሊባኖስ ብሰንኪ ደብዳብ እስራኤል ስራሕ ከምዘቋረጻ ብዓርቢ ክገልጻ እንከለዋ፡ ምስ ሕዝቦላህ ዝምድና ዘለዎ ትካል...
Month: October 2024
ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብሰንኪ ምጥቃም ናይትረስ ኦክሳይድ ናብ ማእከላት ክንክን ዝውሰዱ መንእሰያት ቁጽሮም ከምዝወሰኸ ምምጽኡ መደብ ካሊበር...
ኣብዚ ዓመት ኣብ ኣኻውሕ በረድ ሽወደን ተመዝጊቡ ዘሎ ምምካኽ ምስ ቀዳሞት ዓመታት እንክነጻጸር ኣዝዩ ዝለዓለ ምዃኑ ተገሊጹ።...
ሓደ ካብ ዓበይቲ ኣጋጣሚታት ምርኢት ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ሽወደን እዚ ዓመት፡ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ተኻዪዱ። እዚ ምርኢት ስነ-ጥበብ...
ትማሊ ሰንበት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ምዕራብ ሽወደን ኩንግስባካ ኣብ ዝርከብ ማእከል ዕዳጋ ብዝተፈጸመ ተኹሲ ሓደ ሰብ ምቚሳሉ...
ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ፡ ኢራን ብባሊስቲክ ሚሳይል ዝገበረቶ ደብዳብ ኣመልኪቱ ብምኽንያት ዝሃቦምላሽ እስራኤል ናብ...
ኣብ ኖርወይ ዝርከባ ድኳናት፡ ቤት መግቢ፡ ሳሎን ስነጽባቐ፡ ሲነማታትን ካልኦት ትካላት ችርቻሮን፡ ካብ ብቕድሚ ትማል ሰሉስኣትሒዞም ዳግማይ...
ምስፋን ሕግን ስርዓትን ንመረጽቲ ሽወደን ኣዝዩ ኣገዳሲ ጉዳይ ምዃኑ፡ ትካል ምርጫ “ኢንዲካተር” ብስም ሬድዮ ኒውስ ሽወደንድሕሪ ዝገበሮ...
30,000 ዝተፈላለየ ቅርጽን ዓቐንን ዘለወን ደሴታትን ናእሽቱ ኣኻውሕን ኣኹብ ደሴታት ስቶክሆልም ብሉጽ ተፈጥሮኣዊ ጽባቐንመስሕብን ዘለዎ ቦታ እንተኾነ...
ን ሽወደን ሓዊሱ ብርክት ዝበላ ሓያሎ ሃገራትን ኢራን ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ምሸት ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንዘካየደቶ ሰፊሕመጥቃዕቲ...