October 20, 2024

Month: October 2024

መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን ንፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን “ናይ ቀረባ ብጻየይ” ብምባል ናይ ልደት መልእኽቲሰዲዱ።...
ኣብ ስከለፍትዮ ንምስፋሕ ፋብሪካታት ትካል ኖርዝቮልት ዘመሓድር ዝነበረ ንኡስ ውላድ ኲባንያ ናይ ክስራን ጥርዓን ኣቕሪቡ። እቲብቤት ፍርዲ...
ክልተ መንእሰያት ዝቐዘፈ ዘስካሕክሕ ቅትለት ኣብ ማርሴይ ኣጋጢሙ። እዚ ገበን ነታ ንነዊሕ እዋን ምስ ውዱብ ገበናትን ሓሽሽንዝተኣሳሰር...
ደለይቲ ፍትሒ ፍልስጤም ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ “ራውፎስ” ንዝርከብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ኣፍራዪ ኣጽዋር ኖርወይ ናሞ ዓጽዮም።ናሞ ኣጽዋርን...
ሽልማት ኖቤል ሕክምና ሎም ዓመት –2024–ንኣመሪካውያን ቪክቶር ኣምብሮስን ጋሪ ሩቭኩንን ተዋሂቡ። ኣብ ምቁጽጻርጂን ወሳኒ ተራ ዝጻወቱ ደቀቕቲ...
Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com