ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ፍቱዋት ኣወሃሃድቲ ሙዚቃን ሙዚቀኛ ጃዝን ሽወደን ዝኾነ ጆርጅ ሪደል ኣብ መበል 90 ዓመቱ ዓሪፉ።...
Month: February 2024
ኣብ ደቡብ ሽወደን ዝርከብ ትሕተ-ምድራዊ ዕቋር ማይ ክሳብ ኣፉ ምሉእ ምዃኑ ካብ ጂኦሎጂካዊ ዳህሳስ ሽወደን ዝወጸ ሓድሽ...
ኣብ ቀጽርታት ኣመሓደርትን ተቓወምትን ዘሎ ፍልልይ ደገፍ እናጸበበ ይኸይድ ከምዘሎ ኢንዲካተር ብስም ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ዘካየዶ...
ሃንጋሪ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ንምጽዳቕ ዝወሰደቶ ውሳነ ብወግዒ ክትክትም ክሳብ 10 መዓልታት ክወስድ ይኽእል እዩ...
ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኣብ እዋን ምሉእ ወራር ሩስያ 31 ሽሕ ወተሃደራት ዩክሬን ከምዝተቐትሉ ገሊጹ። ይዂንምበር እዚ ንወተሃደራዊ ውጥን...
ልዕሊ ፍርቂ ካብ ኖርወጃውያን፡ ንካልኦት ብሄራት ዘነኣእስ ቃላት ዝመመለዪኡ “ዓሌትነት መዓልታዊ” ብሰፊሑ ከም ዝዕዘቡ ሓደ ዳህሳስ ኣመልኪቱ።...
ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ሰርገልስ ቶርግ ሰፊሕ ሰልፊ ተኻይዱ፡፡ እዚ ሰልፊ ንኻልኣይ ዓመት ወራር...
ባይቶ ሃንጋሪ ሎሚ ሽወደን ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ስሜን ኣትላንቲክ ኔቶ ንምጽንባር ዘቕረበቶ ሕቶ ኣመልኪቱ ኣድሚጹ። ዛጊት ኣብዚ...
ሬሳ ሩስያዊ መራሒ ተቓዋሚ ኣሌክሲ ናቫልኒ ናብ ኣዲኡ ከምዝተመለሰ ወሃቢት ቃሉ ገሊጻ። ኪራ ያርሚሽ ኣብ ኤክስ ኣብ...