ሽወደን ካብቲ ኣብ ግንባር ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ክንክን ጭንቀት ኲናት ብዙሕ ክትመሃር ከም እትኽእል ተገሊጹ። ነዚ ዝገለጸ...
Month: January 2024
ኣብ ፊንላንድ ዝመደበሩ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ቲቶቭሪ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝርከብ ማእከል ኣገልግሎት ዳታ ብሃከራት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን፡ ብዛዕባ ምጽንባር ሽወደን ናብ ኔቶ ንምዝርራብ ንኡልፍ ክሪስተርሾን ናብ ቡዳፐስት ዝዕድም ደብዳበ...
ባይቶ ቱርክ ሽወደን ናብ ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ ክትጽንበር ዘቕረበቶ ሕቶ ኣጽዲቑ። ፕረዚደንት ቱርክ ረሲፕ ጠይብ...
ኣብ 2024 ሰራሕተኛታት ፊንላንድ ብዛዕባ ኩነታት ስራሖም ዘለዎም ስክፍታ እናዓበየ ምምጽኡ፥ ብ ትካል “ማዕከን ክፉት ሽቕለት ኣልቦነት”...
ጀርመናውያን መራሕቲ ባቡር ኣብዚ ሰሙን ንሽዱሽተ መዓልታት ዝጸንሕ ኣድማ ብምፍጻም፥ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ክሳብ ሕጂ ዝነውሐ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሾን፥ ንመዘናኡ ፊንላንዳዊ ፔተሪ ኦርፖን ከምኡ’ውን ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ ኡርሱላ ፎን ደር ሌየንን...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ስንበት ኣብ ሽወደን ኣብ ዝርከብ ትካል ሶፍትዌርን ወሃቢ ማእከል ኣገልግሎት ዳታን ሓበሬታን ቲየቶቭሪ ዝኾነ ድሕሪ...
መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሰባት ኣብ ሽወደናዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾነ ክሊኒክ “ዶክተርስ ኦቭ ዘ ዎርልድ” ኣገልግሎት...
መንግስቲ ንዩክሬናውያን ስደተኛታት ዝወሃብ መዓልታዊ ኣበል ከምዘይውስኽ፥ ኣብ ክንድኡ ዩክሬናውያን ኣብ መዝገብ ህዝቢ ንኽኣትዉ ነቲ መስርሕ ከቀላጥፍ...