ኤጀንሲ ሕጋዊ፡ ፋይናንሳዊን ምምሕዳራዊን ጒዳያት- “ካማርኮሎጌት”–፡ ን ክሲ ሰነዳዊ ምድላዉ ተሌቪዥን ኣመልኪቱ ጀሚርዎ ዝነበረ መርመራ ደው ከብሎ...
Year: 2023
ሽወደን ኣባል ኔቶ ንኽትከውን ካብ ቱርኪ ቀጠላ መብራህቲ ትጽበ ምህላዋ፡ እንተኾነ ግና ሽወደን ኲሉ ቱርክ ዘቕረበትላ ጠለባት...
ሃገረ ሽወደን ኣብ ኩሉ ዘገልግል ዲጂታላዊ ስርዓት ክትሃንጽ ከም ዝደልዩ መንግስቲን ሰልፊ ዴሞክራሲን ሽወደንን ገሊጾም። እዚ ኣገባብ...
ዓሚ ኣብ ወርሒ ለካቲት ሩስያ ን ዩክሬይን ካብ እትወርር ንደሓር ኣብ ዩኒቨርሲታት ሽወደን ዝጸንሐ ተገዳስነት ቋንቋ ዩክሬይን...
ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ኣባል ኔቶ ብምዃኖም ብዛዕባዝረኽብዎ ረብሓን ሽወደን ኣብ ውጥን ኔቶ ክትጻወቶ ትጽቢት ዝግበረላ ተራን ኣመልኪቶም...
ፊንላንድ ካብ ቻይና ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ግዱድ መምርሒታት ከተታኣታቱ እያ ክብል፡ ን ለበዳ ኮሮና ዝከታተል ጒጅለ ዝሓለፈ ሓሙስ...
ብሪጣንያ ካብ ኣባልነት ኣውሮጳዊ ሕብረት ድሕሪ ምውጽኣ፡ ዜጋታት ብሪጣንያ ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ ከም ድላዮም እናተንቀሳቐሱ ናይ ምስራሕ...
ምስ ምእታው ዓመተ 2023፡ ኣብዚ ወርሒ ጥሪ ኣብ ኣውሮጳ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ይምዝገብ ምህላዉ ተገሊጹ። ብምኽንያት ብከላ፡...