ኣብ ሶርያን ቱርክን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት፡ ኣሽሓትክሞቱ እንከለዉ ብዙሓት ድማ ከቢድ ማህሰይት ከምዝበጽሖም ተፈሊጡ። ብፍላይ ኣብታ ብዙሕ...
Year: 2023
ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ክፍጽሙ እተኸትቡ ሰባት፡ ተደጋጋሚሕጽረት ናውቲ የጋጥሞም ምህላዉ፡ ኣገልግሎት ዜና ሬድዮሽወደን ጸብጺቡ። ምስ ምውሳኽ ተኸተብቲ እዚ...
ሕጊታት ውድድር ኣብ 1999 ዝልቕ ካብ ዝብሉ ንደሓር፡ ሽወደን ብእንግሊዝኛ ዝተሰርሑን ፈረንሳይኛ ከም ቀመም ዝኣተዎምን ደርፍታት እያ...
“ኮሚሽን ሓቂ ሽወደን” ካብ ህዝቢ ሳሚ ምስክርነታት ክእክብ ጀሚሩ። እዚ ምስክርነት ፖሊሲታት ሽወደን ንህዝቢ ሳሚ ክሳብ ክንደይ...
ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ናይ ኣስታት 36.7% ኣድመጽቲ ደገፍ ከም ዘለዎን እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ዝተራእየ...
ሽወደን ናብቲ ብምንቅጥቃጥ ምድሪ እተሃስየ ከባቢታት ቱርክን ሶርያን ቴንዳ፡ ግዜያዊ መጽለሊSን ማእከል እዚ መራከቢታት ክትተክል ከም እትደሊ...
ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት፡ ሸውዓተ ደርፊታት ናብ መድረኽ ‘ሜሎዲፈስቲቫለን” ቀሪበን። እዘን ደርፍታት ን ፍርቂ ፍጻመ ወይ ፍጻመ ክሓልፋ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ዝሓለፈ ሓሙስ ምሸት ምስ ወኪላት እላማውያን ውድባት ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ተዘራሪቡ። ሕሉፍ የማናዊ...