ኲነታት ጸጥታ ሽወደንን ኣውሮጳን ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ካብ ዝነበሮ ኣብ ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ኲነታት ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ...
Year: 2023
ሽወደናውያን ብ ክሬም ዝስንከት ሕብስቲ “ሰምላ” ዘስተማቕሩሉ ዕለተ “ፈስቲስዳግ” ትማል ሰሉስ ኣብዒሎም። ኣቲ በዓል ኣስታት 6 ሚልዮን...
ዕድሚኦም ካብ 15 -17 ዝኾኑ ኮተቴ ኣብቲ ብሕጊ ፍቑድ ዝኾነ ግዜ (ሰለስተ ወርሒ) ንላዕሊ ኣብ ማእክላት ቀይዲ...
“ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን” ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ንስድራቤታት ካሕሳ ወጻኢታት ኤለትሪክ ምሃብ ክጅምር እዩ። ይዂንምበር፡ እዚ ክፍሊት...
መጠን ዝቕባበ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ምንቊልቋሉ ተገሊጹ። ምኽንያት ናይዚ ምንቊልቋል ዝቕባበ ዋጋ ኤለትሪክ ብምጒዳሉ እዩ ተባሂሉ’ሎ።...
ብማእከላይ ገምጋም ብውሕዱ ሰለስተ ብረታት መዓልታዊ ናብ ሽወደን ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ይኣቱ ምህላዉ ጒምሩኽ ሽወደን ገሊጹ። እዚ ብረታት...
መጠነ-ሰፊሕ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብደረጃ ዓለም ንዘሎ መፍረ ኣጽዋር ክድንፍዕ ከም ዝገበረ ተፈሊጡ። ብተመሳስሊ ኢንዱስትሪ...
ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ሪቶርፕ ሶደርታልየ ክልተ ምፍንጃራት ተኸሲቶም። ኣብዚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝኾነ ዝተጐድአ...
“ዩክሬይን ናይ ኲናት ቤተሰነድ” ዘርእስቱ ናይ ፎቶግራፍ ኤግዚቢሽን ትማኢ ሰንበት ኣብ ስቶክሆልም ተኸፊቱ። ዕላማ እዚ ኤግዚቢሽን መጠነ...