ኣዝዩ ስሙይ “ቮድካ” ሽወደን–ኣብሶሉት–ዳግማይ ናብ ሩስያ ሰደድ ክግበር እዩ። ብሰንኪ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን እዚ...
Year: 2023
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ን ጓል 74 ዓመት ብሪጣንያዊት ሕምምቲ “ኣልዜይመርስ” ኣመልኪቱ ኣውጺእዎ ዝነበረ ናይ ምስጓጒ...
ኣብ ኣቕሑ ግሮሰሪ ዝረአ ዘሎ ወሰኽ ዋጋታት፡ ካብ ዝመጽእ ጽድያ ኣትሒዙ ክዕገት ምዃኑ ተገሊጹ። እዚ ትንቢት ዋጋታት፥...
ፊንላንድ መበል 31 ኣባል ኔቶ ምዃና ኣመልኪቱ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት...
ዝተፈትሓ ደቀንስትዮ ኣውሮጳ–ብፍላይ ድማ እተን መበቆለን ካብ ማከላይ ምብራቕ ዝኾነ ደቀንስትዮ–ኣብ ቲክቶክ ብዙሕ መድሃልቲን ጸርፊን ይወርደን ምህላዉ...
ኣፍረይቲ ንጻፍ ምድሪቤት፡ መሳዂቲን መዓጹን ገለ ሰራሕተኛታት ከሰናብቱ ምዃኖም–ክፍሊ ኢንዱስትሪ እቲ ጽላት ኣተሓሳሲቡ። እዚ ክገብር ዝወሰነሉ ምኽንያት...
ሓለዋ ገማግም ኢጣልያ፥ ኣብ ገማግም ሲሲሊ፡ ክልተ መጠነ ሰፊሕ ስርሒታት ብምክያድ 1200 ስደተኛታት ዝጸዓና ጀልቡ ካብ ምጥሓል...
ዩክሬይን ንዓለም ኣይተድልያን እያ፡ ስለዚ ድማ ምሉእ ብምሉእ ክትጠፍእ ጥራይ እዩ ዘለዋ፥ ክብል ምክትል ኣቦመንበር “ቆንስል ጸጥታ...
ሰብመዚ ኖርወይ ኣብ መንጎ ሩስያን ፊንላንድን ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኣኻልብ ዘሰጋግር ውድብ ምህላዉ ቃልዕ ጌሮም። ትምዩን ሰነድ፡ “ማይክሮቺፕስ”...
ምምሕዳራት ከተማ ን ክራይ ኣባይቲ ዝኸፍላኦ ዘለዋ መጠን ገንዘብ፥ ኣብዚ ዓመት ኣዝዩ ምውሳኹ ተፈሊጡ። በዚ ድማ ኣብ...