Year: 2023
ገዚፍ ኲባንያ ኤሪክሰንን ዋና ኣካያዲኡ ቦርየ ኤኮልምን፥ ኣብ ኣመሪካ ናይ ቤት ፍርዲ ክርክር የካይዱ ምህላዎም ተፈሊጡ። እቲ...
መንግስቲ ሽወደን ንነዊሕ እዋን ብምልክታት “ሕማም ኮቪድ” ንዝጥቅዑ ሰባት ዝግበር ክንክን ንምምሕያሽ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊጹ። ምልክታት...
ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፥ ጠፈርተኛ ሽወደን ናብ ኣህጒራዊ መደበር ጠፈር ክለኣኽ ምዃኑ፥ ሚኒስተር ትምህርቲን ጠፈርን ሽወደን ማትስ...
መንግስቲ ስራሕ ንዘይብሎም ስደተኛታት ኣመልኪቱ፥ ንጹር ምልከት ቋንቋ ሽወደን፡ ከምኡ’ውን ርእስኻ ምኽኣል ዝብሉ ጠለባት ከቕርብ ውጥን ከም...
ኣብ ርእሰ ከተማ የመን–ሰንዓ–“ዘካ” ኣብ ዝዕደለሉ እዋን–ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጽቕቅጥ፥ ብውሑዱ 78 ሰባት ምሟቶም...
መንግስቲ ኣብ ገለ ናይ ጽገና ኣገልግሎታት ቀረጽ “ቫት” ክውስኽ ምግባሩ ኣዘራራቢ ኮይኑ’ሎ። እዚ ን ጽገና ብሽክለታ፡ ሳእኒን...
ወቕቲ ስፕሪንግ (ጽድያ) ኣብ መብዛሕትኡ ክፋላት ሽወደን ምእታዉ ተገሊጹ። ርግጽ’ዩ፥ ጽድያ እንታይ ይመስል ዘለኻዮ ክፋል ሽወደን ይውስኖ...
ሰራዊት ሽወደን ንሃገሩ ካብ መጠነ ሰፊሕ ናይ ወጻኢ ወራር ንኽከላኸል፥ ብርቱዕ ሓይሊ ኣየርን ደገፍ ጎረባብቲ ሃገራት ኖርዲክ...
ምስ ህሉው ልዑል ጠለብ ጸዓት ኤለትሪክ፡ ብመንግስቲ ዝውነን ኲባንያ “ቫተንፎል”፥ ኣብ ኣርባዕተ ቦታታት ሽወደን ናይ “ሃይድሮ- ኤለትሪክ”...