መንግስቲ፥ ነቲ ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን ብንፋስ ጸዓት ዘፍርያ ተርባይነት ክህነጻ ዝብል ውጥን ደጊፉ። እዘን ካብ ቫልበር...
Year: 2023
ኣብ ሽወደን ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ዓመት 1,500 ሽወደናውያን ነፍሰ-ቕትለት ከም ዝፍጽሙ፥ ካብዚኣቶም ከኣ እቶም 70% ደቂ- ተባዕትዮ ምዃኖም...
ቆልዑ ኣዝዮም ዝፈትዉዎ “ስናፕቻት” ዝተባህለ ኣፕ፥ “ቻትቦት” ዝተባህለ ካልእ ተወሳኺ ኣፕ ምድላዉ ተገሊጹ። እዚ ኣፕ ብ መንገዲ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ዝነበረ መጠን ዝቕባበ 7.6% ምንባሩ፥ ስታቲስቲስ ሽወደን ውሱን መጠን ወለድ ንዘለዎ መመልከቲ ዋጋ...
ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከተማ ሊቨርፑል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ደርፊ “ዩሮቪዥን” ሎሪን ንኻልኣይ ግዜኣ ተዓዊታ። ን ሎሪን ዘዐወተታ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ስቶክሆልም ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሮጳዊ-ሕብረትን ፓሲፊክን ተሳሊጡ። ኣብዚ ኣኼባ ን 58 ሃገራት ዝውክሉ ልኡኻት...
ትማል ቀትሪ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣድማ ሰራሕተኛታት ባቡር ሽወደን ተሰሪዙ። ማሕበራትን ኣስራሕቲን ኣብ ጒዳይ ኣከባቢ፥ ስራሕን ካልእን...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ሃሩርን ነቕጽን ዝመልኦ ኲነታት ኣየር ብምህላዉ፥ ባርዕ ጫካ ክኽሰት ከም ዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። በዚ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን ብ ቻይናዊ ኲባንያ ዝህነጽ ዘሎ ፋብሪካ ባተሪ ሻቕላ ከም ዝፈጠረሎም ፖለቲከኛታት ባይቶ ኣውሮጳዊ ሕብረት...
መንግስቲን ሰልፊ ዴሞክራሲን ሽወደን ጸሞቕቲ ወይኒ ብቐጥታ ንዓማዊሎም ኣብቲ ዝፈርየሉ ቦታ ዝካየድዎ መሽጣ ኣልኮል ኣመልኪቱ ዝጸንሐ ተሪር...