Year: 2023
ስታቲስቲክስ ፊንላንድ፥ ኣብ ፍልማዊ ርብዒ ዓመት ዘመዝገቦ ቊጠባዊ ዕቤት ኣመልኪቱ ዘውጻኦ ግምት ምኽላሱ ገሊጹ። እቲ ስታቲስቲክስ ብረቡዕ...
ብመራሕቲ ሰልፊ ፖለቲካ፡ ኲባንያታትን ውድባትን ኣኼባን መደረን ዝግበረሉ ቅነ ፖለቲካ ዣርቫ፥ ኣብ ሰሚናዊ ምዕራብ ስቶክሆልም ይሳለጥ ኣሎ።...
ኣብ ዓለምና እናሳዕረረ ምስ ዝመጽእ ዘሎ ምንቊልቋል ስርዓተ ዴሞክራሲ፥ መንግስታት ኣገልግሎት ኢንተርነት ክዓጽዉ ምርኣይ ኣዝዩ ንቡር ሽግር...
ሓድሽ ሕጊ ጸረ-ግብረሽበራ ሽወደን ተግባራዊ ክኸውን ምጅማሩ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ሕጊ፥ ግብረ-ሽበራውያን ተባሂሎም ንእተመደቡ ውድባት ኣኼባታት ምስራዕ፡...
ብ 30% ዝወሰኸ ዋጋ መግቢ ንምምዳራት ከተማ ዓብዪ ብድሆ ይኸውን ምህላዉ ተገሊጹ። ብፍላይ ድማ መኣዛታት ዘለዎ መግቢ...
ቱርክን ሃንጋሪን፥ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ብዝቐልጠፈ ከጽድቓ ከም ዝግባእ፥ ዋና ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ...
ኣብ ምዝዛም ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 64 ዝዕድሜኦም 40,000 ሰባት ኣብ ኤጀንሲ ሃገራዊ ዕዳ ሽወደን–“ክሮንፎግደን” ዕዳ ከም ዝጸንሖም...
ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት፥ ባጤራ ክሮና ሽወደን ዋግኡ ከንቈልቊል ምጽንሑ፥ ብፍላይ ድማ ምስ ገለ ባጤራታት –ዶላርን ዩሮን...