ሃገራዊ ቦርድ ትካላዊ ክንክን ሽወደን፥ ናይ ገዛእ ርእሱ ናይ ጸጥታ ውጥናት ከም ዘየማልአ ተገሊጹ። እዚ ዝተባህለ፥ ኣብ...
Year: 2023
ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ባሕሪ ባልቲክ ኣብ ሓንቲ ናይ ተሳፈርቲ ጃልባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ናይ ምዳቕ ሓደጋ ሓደ ህጻንን...
ሎሚ ሰኑይ ኣብ ሓያሎ መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ኣድማ ተሰርዙ። እዚ ውጥን ክስረዝ ዝተገብረ ኣብ...
ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ሕቶ ዑቕባኦም ዝተነጽገ ሰባት ዝጸንሑሉ ማእከላት መምለሲ ከቕውም ብሰልፊ ዲሞክራሲ ዝድገፍ መንግስቲ ሎሚ ቅልጡፍ ዕማም...
ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ መዓልቲ ዒድ-ኣላድሓ፥ ኣብ ደገ ቀንዲ መስጊድ ስቶክሆልም ድሕሪ ዝተኻየደ ምቅጻል ቊርኣን ማእከል ዝገበረ ናዕቢ፡...
ማእከላይ ባንክ ሽወደን–ሪክስባንክ፡ ልዑል መጠን ዝቕባበ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ን መዐየሪ ወለዱ ብርብዒ ሚእታዊት ብምውሳኽ ናብ 3.75...
ኣርቲፊሻል መማቕርቲ “ኣስፓርተም”፡ ብ ኣህጒራዊ ትካል ምርምር መንሽሮ (IARC) ካንሰር ዘኸትል ባእታ ተባሂሉ ክምደብ ተዳልዩ ምህላዉ ተፈሊጡ።...
ኲባንያ ፊናቭያ፡ ኣብ ምሕደራን ምዕባለን መዓርፎ ነፈርቲ ሄልሲንኪ-ቫንታ ብዘመዝገቦ ዓወት ልዑል ኣፍልጦ ረኺቡ። በዚ ድማ ኣህጉራዊ ትካል...
ትካል ግብረሰናይ ዝኾነ ማሕበር መንሽሮ ሽወደን–“ካንሰርፎንደን”–፡ ን ፍርያት ኣልኮላዊ መስተን ጸረ-ባልዕን ዘጠቓለለ ልዕሊ 100 ሚልዮን ክሮና ዝኸውን...