ፕረዚደንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ዔርዶጋን ሎሚ ምሸት ሽወደን ናብ ኔቶ ክትጽንበር ተሰማሚዑ። እዚ ስምምዕ ቅድሚ እቲ ኣብ...
Year: 2023
ባጤራ ሽወደን ክሮና ብምድኻሙ ኩባንያታት ሽወደን ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታት ከይቆጽራ ዓብዪ ብድሆ ኮይኑ ምህላዉ ተፈሊጡ። ናብ ስድራቤቶም...
ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ብ ሰንኪ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብ፥ ኣብ መላእ ሽወደን ኣብ ዝርከባ መሕጸቢ ቦታታት ኣብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሾንን ፕረዚደንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ዔርዶጋንን ሎሚ ሶኑይ ተራኺቦም ብዛዕባ ሕቶ ኣባልነት ሽወደን...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነጻ ኣብያተ ትምህርቲ ፡ ብውልቂ ዝመሓደራ ከምኡ’ውን ብህዝባዊ ምወላ ዝሰርሓ ኣብያተ ትምህርቲ፡ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪስተርሾ ቅድሚ ኣብ ቪልኒየስ ዝካየድ ዋዕላ ኔቶ፥ ምስ ፕረዚደንት ቱርክ ረሲፕ ጠይብ ዔርዶጋን...
ን ሞባይል ሓዊሱ፥ ካልኦት ኣብ ክፍሊ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን መስርሕ ዝዕንቅፉ ንብረታት ክእገዱ ምዃኖም መንግስቲ ሆላንድ ኣፍሊጡ።...
ኣማኢት ሰነዳት ዘይብሎም ወጻእተኛታት ካብ ፊንላንድ ክስጐጒእ ከም ዝኽእሉ ሄልሲንጊን ሳኖማት ሓቢሩ። ሄልሲንጊን ሳኖማት ዝሓለፈ ሰኑይ፥ ብዛዕባ...
70 ሚእታዊት ካብ ኖርወጃውያን፥ ስቓይ ኣብ ዝበዝሖ ሕማማት ብሓገዝ ሓኪም ዝፍጸም ሞት ከም ዝድግፉ ሓደ መጽናዕቲ ሓቢሩ።...