ሽወደን ድሕሪ 20 ዓመታት፥ ናብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ክትበጽሕ ዝነበራ ሕልሚ ትማሊ ሰሉስ በርዒኑ...
Year: 2023
ህጻናት ኣብ ጒዳይ ግዱድ ክንክን ርእይቶኦም ክስማዕ ሕጊ መሰል ዝህቦም እኳ እንተኾነ፥ ሬድዮ ሽወደን ዝመርመረቶም ንግዱድ ክንክን...
ፖሊስ ስቶክሆልም ነቲ ኣብ ማእከል ከተማ ስቶክሆልም ጥቓ ህንጻ ባይቶ ዝተረኽበ ሬሳ ኣመልኪቶም መርመራ የካይዱ’ለዉ። ጥቓ ህንጻ...
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ ናብ ሽወደን ንዝገሹ ዜጋታቱ ኣመልኪቱ ዝጸንሐ ናይ ጒዕዞ ምኽሪ እኳ እንተቐየሮ፡ ኣገልግሎት...
ኣርባዕተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ሽወደን፡ ን ኣባል ሰልፊ ዴሞክራትና ከምኡ’ውን ኣቦ መንበር ኮሚተ ፍትሒ ባይቶ ሽወደን ሪቻርድ ጆምሾፍ...
ውልቀሰባት ምስ ቴክኖሎጂ ብፍላይ ድማ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ (AI) ዘማዕብልዎ ርክብ ብ መሰረታዊ ስነ-ኣእምሮኣዊ ድሌታት ኣዝዩ ከም ዝጽሎ...
ስርቂ ኣብ ሕርሻዊ ስርሓት ዘገልግሉ ክቡራት መሳርሒታት ጂፒኤስ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ጸገም ምዃኑ፥ ፖሊስ ገሊጾም። በዚ ድማ፥...
ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን፥ ሃንደበት ዝኽሰት ጽንኩር መሸንቦባ ዝናብ ንምምካት፥ ክሳብ ክንደይ እዂል ምድላው ጌረን ኣለዋ ኣብ ዝብል...
ካብ ምምሕዳራት ከተማ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ዝረኽቡ ሰባት፥ ከም ሎሚ ጌሮም ውሒዶም ከም ዘይፈልጡ፥ ሓድሽ ኣሃዝ “ሃገራዊ...
ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ኒውዚላንድ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ፥ ሽወደን ን ጃፓን 2 ብ 1 ስዒራ...