ምስ ግብረሽበራዊ ውድብ ኣልቃዒዳ ምትእስሳር ዘለዎ ጉጅለ፡ ኣብ ልዕሊ ሽወደን መጥቃዕቲ ግብረሽበራ ክካየድ ይጽውዕ ኣሎ። እቲ ምፍርራሕ...
Year: 2023
ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ናይዚ ዓመት፡ ሓፈሻዊ ፍርያት ሽወደን ምስ ዝሓለፈ ርብዒ ዓመት ክነጻጸር እንከሎ ብ 0.8%...
ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሓጋይ፡ ሽወደናዊ ጨንፈር ትካል ምዝርጋሕ ሙዚቃ–ስፖቲፋይ–ካብ ሓባራዊ ስምምዕ ልዝብ ንገዛእ ርእሱ ኣግሊሉ። ከምዚ ዓይነት...
ማሕበራዊ መራኸቢ ቲክቶክ፡ ዓማዊል ቊርኣን ንዘቃጸለ ሳልዋን ሞሚካ ገንዘብ ከወፍዩ ዘኽእሎም “ፊቸራት” ካብ ንጥፈት ወጻኢ ምግባሩ ገሊጹ።...
ንሩስያ ወኪሉ ኣብ ከቢድ ዘይሕጋዊ ስለያዊ ጥፈታት ተዋፊሩ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ሰብ ትማሊ ንግሆ ብወግዒ ተኸሲሱ። እዚ ኣብ...
ኣብ ስከለፍተዮ ንኲባንያ መፍረ ባትሪ ኖርዝቮልት ዝምልከት መስርሕ ቤት ፍርዲ ሎሚ ይካየድ ኣሎ። ቅድሚ ኣስታት ክልተ ዓመት...
መንግስቲ ዝቕጽል ወርሒ ኣብ ዝምደብ በጀት 40 ቢልዮን ክሮና ንዝግመት ሓድሽ ወጻኢታት ቦታ ክኸፍት ምዃኑ ገሊጹ። ኣባል...
ኣብ ሱንድስቫል፡ ቬስተርኖርላንድ፡ ኮኬይን ገዚኦም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣማኢት ሰባት ዝሓዘ ዝርዝር ኣስማት፡ ኣብታ ከተማ ዓብዪ ስንባደ ፈጢሩ።...
መንገዲ ኣየር ፊንላንድ–ፊነየር–ኣብ 2022 ንመገሻ ኣየር ካብ ዝተገብረ ሕድገት ግብሪ ኣስታት 475 ሚልዮን ዩሮ መኽሰብ ምርካቡ፥ ኣብ...
ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ክሳብ 2030 ምጥቃም ጸረ-ባልዕ ብፍርቂ ክንኪ ክብል ብ ኮሚሽን ኤውሮጳ ዝቐረበ እማመ፥ ኣብ ሓረስቶት...