ኣብ ሽወደን ናይ ምስራሕን ምንባርን መሰል ዘይብሎም ሰራሕተኛታት ብምቑጻር ሕጊ ወጻእተኛታት ሽወደን ብምጥሓሱ ዝተኸሰሰ ኣካያዲ ስራሕ መፍረ...
Year: 2023
ጉምሩክ ሽወደን ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ልዕሊ 800 ኪሎ ዝምዘን ኣምፈታሚን፡ ኮኬይንን ሃሽ ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ድሕሪ ምውዓሎም፡...
ንጉስ ሽወደን ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር ዝተፈላለየ ጽምብል ብምክያድ 50 ዓመት ዙፋኑ ኣብዒሉ። ንጉስ...
ኣብ መንጎ ጕጅለታት ገበን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፥ ኣብ ሽወደን "ተራእዩ ዘይፈልጥ" ማዕበል ጎነጽ ይኽሰት ምህላዉ ሓላፊ...
እታ ኣብ ሽወደን ቫስትማንላንድ ካውንቲ እትርከብ ንእሽቶ ከተማ ፋገርስታ፡ ዋና ማእከል ናይቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተራእየ ለበዳ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ናእሽቱ ኣፍረይቲ ብቐጥታ ናብ ዓማዊል መስተ ክሸጡ ዝፈቅድ፡ “መሸጣ ሕርሻ” ዝበሃል ኣልኮላዊ መስተ ንምፍቃድ ዝሕግዝ...
ኣብዚ ዓመት ኣብ ኖርወይ ኣብ ዝካየድ ምርጫ ኮም፥ እቶም ኣስታት 500 ሕጹያት መዝገብ ገበን ከምዘለዎም ጋዜጣ ኣፍተንፖስተን...
ፖሊስ ሽወደን ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኡፕሳላ ብዝተፈጸመ ቶኽሲ ሓደ መንእሰይ ድሕሪ ምሟቱ፡ ኣብ ቀረባ...
ድሕሪ ሒደት ዓመታት፡ ናይ ሽወደን ስርዓተ ቤት ትምህርቲ nationella prov ወይ ሃገራዊ ፈተናታት ብዲጂታል ክግበርን ብማእከላይ ገምገምቲ...
መንግስቲ ሽወደን፥ “ጃስ 39 ግሪፐን” ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ ናብ ዩክሬን ከተሰጋግር ብዛዕባ ዘሎ ተኽእሎ ኣመልኪቱ ንሰራዊት ሽውደን...