11 ሕሙማት ብኮቪድ-19 ተጠቒዖም ኣብ ሆስፒታል ስከለፍትዮ ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ። በዚ ድማ እቲ ሆስፒታል ኣብ በጻሕቲ ኣዝማድ...
Year: 2023
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳያት ጸጥታ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክሮና ንወግዓዊ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣይሁድ ሎሚ ዓመት ክህብ...
19ን 20ን ዝዕድሚአን ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ብቕትለትሓንቲ ጓለንስተይቲ ንዕድመ ልክዕ ማእሰርቲ ተፈሪደን። ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ ካብ ቬትላንዳ...
ንመስራቲ ማዕከን ጡረታ ኩባንያ ኣልራ ካብ ዕቋር ጡረታ ሚልዮናት ክሮነር ክወስድ ብምሕጋዙ ዝተኸሰሰ ጠበቓ ክሳብ ሕጂ ኣብ...
ሽማግለ ምቕራብ ሕጹያት ሓምላይ ሰልፊ፡ ዳኒኤል ሄልደን ምስ ናይ ሕጂ መራሒት ማርታ ስቴነቪ ብምዃን ሓባራዊ መራሒ ናይቲ...
ኣብ ሽወደን ኣዝዩ ፍቱው ኣብ ዝኾነ ህዝባዊ ኣገልግሎት ሳውናታት፥ መሕጸቢ ክዳን ክፍቀድ ኣለዎዶ የብሉን ዝብል ክትዕ ኣብ...
ምስ ምልዓል ኲናት እስራኤልን ሓማስን ኣብ እስራኤል ዝነበሩ ኣስታት 190 ኖርወጃውያን ብለይቲ፡ ብናይ ብሕቲ ነፋሪት ክራይ ናብ...
ኣብ ስራሕ ዝተሞርኮሰ ስደት ናብ ፊንላንድ ቁሩብ እኳ እንተነከየ፥ ካልእ ዓይነት ስደት ግና ክብረወሰን ብዝሕዘ ናህሪ ይቕጽል...