ፖሊስ፡ ኣብ ሽወደን ትሑት ማሕበረ-ቁጠባዊ ደረጃ ዘለዎም በዚ ድማ ንገበን ተቓላዕቲ ዝበሃሉ ከምኡ’ውን ንጡፍ ገበናዊ ምንቅስቓስ ዘለዎም...
Month: December 2023
ቁጠባ ሽወደን ሕጂ ብወግዒ ኣብ ምንቁልቋል ስለዝርከብ፡ ብዙሓት ስድራቤታት እዚ ኲነታት ክስምዖም ጀሚሩ’ሎ። ሽመታ ኣባይቲ ምንቊልቋል ካብ...
ሽወደን ኣብ ጽርግያታታ ዝፍቀድ ዝለዓለ ንውሓት መካይን መጓዓዝያ ካብቲ ሕጂ ዘሎ 25.25 ሜትሮ ናብ 34.5 ሜትሮ ክውስኽ...
ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ሓደስቲ መልከፍቲ ኤችኣይቪ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ነክዩ። ሓደ ምኽንያት ድማ እቲ ብዝፍለጥ መከላኸሊ መድሃኒት...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS) ኣብ ራብዓይ ርብዒ ዓመት ዳርጋ ክልተ ቢልዮን ክሮነር (191 ሚልዮን ዶላር) ክሳራ ኣመዝጊቡ።...
ቁጠባ ሽወደን ኣብ ምንቁልቋል ከምዘሎ ሎሚ ብወግዒ ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ ን ክልተ ተኸታተልቲ ርብዒ ዓመት ኣሉታዊ ዕብየት ኣመዝጊቡ’ሎ።...
ማእኸል ሰልፊ 3.8% ድምጺ ህዝቢ ከም ዘለዎ፣ እዚ ድማ ካብቲ ሓደ ሰልፊ ናብ ባይቶ ሽወደን ንምእታው ዘድልዮ...
ሽወደን ክረምታዊ ኦሎምፒክ 2030 ኣይከተአንግድን እያ ተባሂሉ። ኣህጉራዊ ሽማግለ ኦሎምፒክ ትማሊ ነዚ ውሳነኡ ኣሕሊፉ’ሎ። ኣብ ክንድኡ ፈረንሳ...
ኣብ 1986 ኣብ ቸርኖቢል ዘጋጠመ ኒዩክለራዊ ሓደጋ፡ ኣብ ገለ ክፋል ማእከላይን ሰሜናውን ሽወደን ራድዮኣክቲቭ ዝናብ ክሃርም ጌሩ...
ኣብ ቀረባ እዋን ዝወረደ በረድ ብሰንኪ ዘኸተሎ ሸታሕትሖ ምዕጻው ጽርግያታትን ደውታ መካይንን ብርክት ዝበሉ ሓደጋታት ትራፊክ ኣጋጢሙ።...