ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ሎይድ ኦስቲን፥ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ሽወደን ምብጻሕ ክፍጽም እዩ። ኦስቲን ዝገብሮ ምብጻሕ ን መደበር...
Month: April 2023
ግዳያት ምጽላም ኴንና ብዝብል፥ ናብ ፖሊስ ጥርዓን ዝገብሩ ሰባት ቊጽሮም ኣጸቢቑ ምውሳኹ ተገሊጹ። እዚ ብፍላይ፥ ምስ ምምዕባል...
ካብ 1989 ንደሓር፥ ዝዓበየ ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ መሬት ሽወደን ክካየድ እዩ ። ኣብዚ ልምምድ 26 ሽሕ ወተሃደራት...
ኖርወይ ኣብ ስለያዊ ንጥፈት ተዋፊርም ንዝበለቶም 15 ሰብ-መዚ ሩስያ ካብ ሃገራ ሰጒጓ። “ሞስኮ ኤምባሲኣ ሕቡእ ሰለያዊ ንጥፈታት...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፥ ኣብ ኤስኪልስቱን ብዙሕ ናይ ብረት መጥቃዕቲታት ከም እተፈጸመ ተገሊጹ። ከም መቐጸልታ ናይዚ መጥቃዕቲታት፥...
ኣብዚ ኣየት ዝህሉ ሰፊሕ ምቅይያር ፕሮግራም ስራሕ ኣመልኪቶም፥ ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ ሽወደን ተቓውሞ ኣስሚዖም። እዚ ለውጢ ፕሮግራም፥...
ካብ ኤኳዶር ናብ ሽወደን ኣብ እትጎዓዝ መርከብ፥ ብኣማኢት ኪሎ ዝምዘን ኣደንዛዚ ዕጸፋርስ (ናርኮቲክስ) ከም እተረኽበ ቻነል ፒ-3...
ኣብ ደቡባዊ ሸወደን ከባቢ “ራግስቨድ”፡ ትማል ፍርቂ ለይቲ ኣብ 20ታት ዕድመ ዝርከብ መንእሰይ ብጥይት ከም እተቐትለ ተገሊጹ።...