ቀረጽ ዝኽፈለሉ ወቕቲ ትማል ረቡዕ ከም ዝጀመረን ዝውድኣሉ ናይ ግዜ ገደብ ከኣ ከም እተቐመጠሉን ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ...
Month: March 2023
ገለ ወለዲ ሽወደን፡ ደቆም “ጸረ-ኮቪድ-19” ንከኽትቡ ን ወጻኢ ሃገራት ይጓዓዙ ምህላዎም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። “በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና”...
ኣብ ደንማርክ ዝርከብን ኣብ ዓለምና ዝበለጸ ቤት መግቢ ምዃኑ ዝንገረሉን “ኖማ” ክዕጾ ምዃኑ ዝውጸ ሓበሬታ ከም “ሞት...
ተጠቀምቲ ባቡር ስቶክሆልም ብኣማኢት ዝቚጸር ምድንጓይን ምስራዝን ጒዕዞ ከም ዘጋጠሞም ተገሊጹ። እዚ ዝተኸስተ 350 ዝኾኑ ኣካየድቲ ባቡር...
ኣብ መወዳእታ ለካቲት፡ ኣስታት 341000 ሰባት–ወይ 6.5% ካብ ሓይሊ ሽቕለት፡ ኣብ ትካል “ሃገራዊ ኣገልግሎት ሽቕለት” ስራሕ ዘይብሎም...
ፊንላንድ ን ሽወደን ብምቕዳም ኣባል ኔቶ ክትከውን ልዑል ተኽእሎታት ከም ዘሎ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ኡልፍ ክሪተርሰን ትማል...
ቊጽሪ ናይቶም ፍቕድ መንበሪኦም ዘሐደሱ ዩክሬናውያን ስደተኛታት ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ዝውሕድ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት...
ድምጻዊት ሎሪን ዝሓለፈ ቀዳም “ታቱ” ብዘርእስታ ደርፋ ኣብ ውድድር “ሜሎዲፈስቲቫለን” ተዓዊታ። በዚ ድማ ኣብ ግንቦት ኣብ ሊቨርፑል...