ሎሚ ለይቲ ዕለት 25 ናብ ዕለት 26 መጋቢት ዘዉግሕ፣ ሰዓታት ክረምቲ ( ዊንተር ) ፣ ናብ ሰዓታት...
Month: March 2023
ኣመሪካን ካናዳን ካብን ናብን ዶባተን ብዘይወግዓዊ ኣገባብ ንዝሳግሩ ሓተትቲ ዕቚባ ከይቅበላ ተሰማሚዐን። ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ሎሚ...
ወሰኽ ኣበል ኣባይቲ ናይቶም ቆልዑ ዘለዎም ድራቤታት፡ ክሳብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክናዋሕ ተጌሩ ምህላዉ መንግስቲን ሰልፊ ደሞክራሲ...
ካብቶም ንሩስያ ሓበሬታ ትሸጡ ኔርኩም ተባሂሎም እተኸሰሱ ክልተ ሽወደናውያን ኣሕዋት፡ እቲ ዝነኣሰ ንሩስያ ጸጥታዊ ሓበሬታ የቐብል ምንባሩ፡...
ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን–ሳፖ–ድርብ ዜግነት ወይ ምስ ካልኦት ሃገራት ርክብ ዘለዎም ሰባት፡ ኣብ “ጸጥታዊ ኣገዳሰት ዘለዎም” ስርሓት ክቚጸሩ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት ኣብ “ውሑስ ኣባይቲ ክንክን መንእሰያት’ ልዕሊ 200 መጥቃዕቲታት ጾታን ምግሃስን ከም እተፈጸሙ ሓደ...
ማሕበራዊ ተነጽሎን ብሕትውናን ኣብ ሽወደን ዓብዪ ጸገም ምዃኑ ተገሊጹ። ዓሚ 300 ዝኾኑ ሰባት ኣብ ቤቶም ምሟቶም...
ካብ ሰልፊ ሞደራትና ዝኾነት ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ኤልሳቤጥ ስቫንሰን፡ ትማሊ ረቡዕ ምስ ወከልቲ ዝዓበያ ሰንሰለታት ሱፐርማርኬታት ሽወደን...
ሽወደን ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ–ኔቶ–ክትከውን ብምድጋፍ ባይቶ ኣድሚጹ። 269 ኣባላት ባይቶ ነዚ ብምድጋፍ “እወ” ከድምጹ እንከለዉ፡...
ኣህጒራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት (ICC) ኣብ ከተማ ኪቭ ናይ መርመራ ቤት ጽሕፈት ይኸፍት ኣሎ። ዕላማ እዚ ኦፊስ፡...