Month: March 2023
ንዘመናት ዝጸንሐ ሃገር ኣቋራጭ ውድድር ምንሽርታት በረድ (skiing) “ቫሳሎፔት” ትማል ሰንበት ተኻዪዱ። ኣብዚ ውድድር ኣስታት 15,800 ተወዳደርቲ...
ኲባንያ ተሌኮም ሽወደን–ኤሪክሰን–ን “ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ” 2.2 ቢልዮን ክሮና መቕጻዕቲ ክኸፍል እዩ ተባሂሉ። እቲ ኲባንያ ኣብ ዒራቕ...
ትማል ምሸት ኣብ “ቦቲርካ” ደቡባዊ ስቶክሆልም 50ታት ዝዕድሜኡ ሰብኣይ ብጥይት ተቐቲሉ። ንሱ ኣብ ከባቢ ቱሊንግ ኣብ ዝርከብ...
ናብ መሮር ዝጠፍኡ ኣናህብ ንምስሓብ፡ ኣብ 157 ምምሕዳራት ከተማ እተሃንጹ “መዕረፍ ኣናህብ” ከምኡ’ውን መጸገዪ ማእከላት መጠነኛ ውጽኢት...
ካብ ተሽከርከርቲ ሽወደን ናብ ጎደናታት ዝፍኖ መጠን ካርቦን፡ ኣብ ዓመተ 2022 ምንካዩ ተገሊጹ። ምስ 2021 እንክወዳደር ኸኣ...
ምምሕዳራት ከተማን ሰብመዚን ሽወደን፡ ኣብ ውሽጢ ኔቶ ብዛዕባ ዝህሉ ሲቪላዊ ድሉውነት ክፈልጡ ዘለዎም ድሌት ምውሳኹ “ኤጀንሲ ሲቪላዊ...
ብቕድሚ ትማል ሰሉስ ቅድሚ ፍርቂ ለይቲ፡ ኣብ ግሪኽ ብዘይጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብውሕዱ 43 ሰባት ምሟቶም ተፈሊጡ። እዚ...