Month: February 2023
ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ቱርክን ሶርያን ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥምድሪ ልዕሊ 20,000 ሰባት ምሟቶም ኣብ ዝነገረሉ ዘሎ እዋንምሉእ ኣሃዝ እዚ...
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ ዝርከብዎም ኣማኢትሽወደናውያን፡ ዕጸ–ፋርስ ናብ ሽወደን ኣብ ምእታው ተዋፊሮምምህላዎም ተገሊጹ። ካብ ቀረባ ዓመታት ኣትሒዙ፡...
ማእከላይ ባንክ ሽወደን—“ሪክስባንክ”—መጠን ወለድ ናብ 3% ክብ ከብሎ እዩ። ብዘይካዚ ኣብ ዝመጽእ ሚያዝያ ካልእ ወሰኽወለድ ክግበር እዩ...
ቅድሚ ሓደ ዓመት ከምዚ ሎሚ፡ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ሕማምኮቪድ ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊታት እኳ እንተልዓለት፡ ኲሉ ናብቲቅድሚ ለበዳ...
ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ቱርክን ሰሜናዊ ሶርያን ብምኽንያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝወረደ ከቢድ ዕንወት ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ ሽወደን ዝርከባ...
ኣብ ስቶክሆልምን ኡፕሳላን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፡ ብጠቕላላ 26 ቻርጀራት መካይን ዕንወት ከም ዝወረደን ተገሊጹ። ናይዚ ተግባር...
ኣገልግሎት ድሕነት ሽወደን–Säpo–ኣብ ምጅማር እዚ ሰሙን ብዝገበሮ ተፍቲሽ፡ ክልተ ሰባት ብዘይሕጋዊ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ምጥርጣሩ ገሊጹ። "እዚ ገበን...
መንግስቲ ሽወደን ነቲ ኣብ ሶርያን ቱርክን ዘጋጠመ ባህርያዊ ሓደጋ ኣመልኪቱ፡ ንግዳያት ናይ 30 ሚልዮን ክሮና ሰብኣዊ ሓገዝ...