መጠነ-ሰፊሕ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብደረጃ ዓለም ንዘሎ መፍረ ኣጽዋር ክድንፍዕ ከም ዝገበረ ተፈሊጡ። ብተመሳስሊ ኢንዱስትሪ...
Month: February 2023
ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ሪቶርፕ ሶደርታልየ ክልተ ምፍንጃራት ተኸሲቶም። ኣብዚ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝኾነ ዝተጐድአ...
“ዩክሬይን ናይ ኲናት ቤተሰነድ” ዘርእስቱ ናይ ፎቶግራፍ ኤግዚቢሽን ትማኢ ሰንበት ኣብ ስቶክሆልም ተኸፊቱ። ዕላማ እዚ ኤግዚቢሽን መጠነ...
መንግስቲን ሰልፊ ዴሞክራሲን ን ዕዮ ስደተኛታት ብዝምልከት ተወሳኺ መምርሒታት ሎሚ ዕላዊ ጌሮም። እዚ መምርሒታት ን ቊጽሪ ናይቶም...
ብ ሕምም ምርሳዕ (Alzheimer's) እትሳቐ 74 ዝዕድሜኣ ካትሊን ፑል፡ ድሕሪ 18 ዓመታት ናብ ዓዳ ዓባይ ብሪጣንያ ክትስጐጒ...
ህዝቢ ሽወደን፡ ነቲ ኣብ ቱርክን ሶርያን እተኸስተ ኣዕናዊ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ እተሃስዩ ሰባት ኣመልኪቱ፡ ዓብዪ ናይ ምሕጋዝ ግብረመልሲ...
ሓደ ሞዛምቢካዊ ፓስተር ናይ የሱስ ክርስቶስ 40 መዓልቲ ጾም ክደግም ክብል ምሟቱ ቢቢሲ ጸብጺባ። እዚ ፍራንሲስኮ ባራጅ...
ኣብ መንጎ እቲ ኣብ ዕዳጋ ሃገራት ኖርዲክን ዓማዊል ሽወደን ብዘይ “ቫት” ዝኸፍልዎን ዋጋ ኤለትሪክን ዘሎ ፍልልይ ኣብ...
በዓልመዚ ምርጫ–“ቫልሚንዲግተን” ኣብ ስርዓተ ምርጫ ሽወደን ብርክት ዝበለ ለውጢታት ክግበር እማመ ምቕራቡ ተፈሊጡ። እዚ እማመ ዝመጽእ ሓፈሻዊ...