ካብ ለካቲት 20 ንደሓር፡ ን ስድራቤታት ደቡባዊ ሽወደን ፈላማይ ክፍሊት ሕውየት ጸዓት ኤለትሪክ ክትግበር እዩ ክብል፡ “ኤጀንሲ...
Month: January 2023
ሽወደን ኣኼባ ሚኒስተራት ፍትሒን ውሽጣዊ ጒዳያትን ከተአንግድ እያ። ሽወደን ከም መጠን ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮጳ እያ ነዚ ኣኼባ...
ኣብ ስቶክሆልም ዝረአ ዘሎ ምልውዋጥ ተዂሲን ምፍንጃራትን፡ ኣብ መንጎ ክልተ ጒጅለታት ገበን ብዝካየድ ዘሎ ውድድር ዕዳጋ ዝመጸ...
ህሉው ጸጥታዊ ኲነታት ከባቢና ክሳብ ክንደይ ኣተሓሳሳቢ ምዃኑ ህዝቢ ሽወደን ክግብንዘብ ይግባእ ክብል፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኡልፍ ክሪስተርሰን፡...
ጀርመን ናብ ዩክሬይን “ሊዮፓርድ 2” ዝተባህላ ታንክ ክትልእኽ ምዃና፡ ቻንስለር ኦላፍ ሾልዝ ገሊጹ። እዚ ሓገዝ ጀርመን ነታ...
ቱርክ ንሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ክትድግፍ እያ ዝብል ትጽቢት ብወገን ሽወደን ክህሉ ከም ዘይግባእ ዔርዶጋን ገሊጹ።...
ህዝቢ ኣብ መንግስቲ ዘለዎ ኣምነት እናንቈልቈለ ምምጽኡ ተገሊጹ። ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ወርሓ ጥሪ ዳህሳስ ዘካየደ ትካል “ፖልስተርስ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ን ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪቱ ኣህጒራዊ ወፍሪ ሓበሬታ ከካይድ እዩ። ዕላማ እዚ ወፍሪ፡ ናብ ሽወደን ዝህሉ...
ክሊማዊ ለውጢ፡ ኣብ ሕርሻ ወይኒ ሽወደን እወታዊ ጽልዋ ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ካብ “ዩኒቨርሲቲ ሕርሻዊ ስነ-ፍልጠት” ዝኾነት ኣና...