ኖርወይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሓድሽ ኣገባብን መፈንጠራን ኣቢላ ተወሰኽቲ 400 DNA ዓሌታት ሓሸራ ምእካባ ኖርወይ ቱደይ ሓቢራ። ...
Year: 2022
ብሰንበት ብጠቕላላ 5,208 ዩክሬናውያን ብ ሰብኣውያን ኮሪደራት ኣቢሎም ምውጽኦም ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ እተረኽበ ኣሃዛት...
ኮኾብ ተዋስኣይ ሆሊውድ ዊል ስሚዝ ነቲ ብስም ሰበይቱ ጃዴ ፒንኬት ዝቐይዐ ተዋስኣይ ክሪስ ሮክ ናብ መድረኽ ብምድያብ...
ኔቶ ን ዩክሬይን ናይ ነፈርቲ ኲናትን ኣጽዋርን ሓገዝ ክገብረሉ ንነዊሕ ክጽበ ምጽንሑ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ። ...
ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ርእሰ ከተማ ፖላንድ ዋርሶው ብዛዕባ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላዳሚር ፑቱን ዝተዛረቦ ዘረባ ኣዘራራቢ...
“ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ንዩክሬይን ክወርር ምውሳኑ ዓብዪ ስትራቴጅያዊ ጌጋ እዩ ፈጺሙ” ክብል ኣባል ማእከል ስለያ ኣመሪካ...
ሽወደን ኣብ ቀጻሊ ኣባል ኔቶ ትዂንዶ ኣይትዂን ኣብ ዝብል ባይቶ ሽወደን ብኸመይ ከድምጽ ኣለዎ ኣብ ዝብል ዝርዝራት...
ምስ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ኣብ መንጎ ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ሓድነት ከም ዘድሊ መራሕቲ ኣውሮጳዊ ሕብረት...
ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ወይ ዞባ ቊጠባ ኣውሮጳ ወጻኢ ንዘለዉ ዜጋትት ካልኦት ሃገራት ተባሂሉ ዝወጸ ናይ ጒዕዞ መምርሒታት...