ዩክሬናያን ስደተኛታት፡ ብመሰረት ናይ ህጹጽ እዋን ውጥን ኣውሮጳዊ ሕብረት፡ ስራሕ ኣባይቲን ሕክምናዊ ኣገልግሎትን ክረኽቡ መሰል ከም ዘለዎም ዝፍለጥ...
Year: 2022
ቱርኪ፡ ን ሕቶ ኣባልነት ሽወደን ናብ ኔቶ ክሳብ ትቕበል፡ ኣዋርሕ ክወስድ ከም ዝኽእል፡ ፕሮፌሰር ኣህጒራዊ ዝምድናታትን ክኢላ መጽናዕቲታት...
ኣብ ዝሓለፉ ናይ ግርጭታት ታሪኽ፡ ሽወደን ዘይሻራዊ መርገጺ ትወስድ እኳ እንተነበረት፡ ምስ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን...
ብውልቃ እትወዳደር ፖለቲከኛን ኣባል ባይቶን ኣሚና ካካባቬ፡ ን ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዝጸንሓ ደገፍ ክትስሕብ ምውሳና ኣፍሊጣ። ብምኽንያት ኣብ...
ዕዳጋ ኣባይቲ ሽወደን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ዑል ናህሪ ኣርእዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ምርግጋእ ምልክታት...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ከምኡ’ውን ፕረሲደንት ፊንላንድ ሳውሊ ኒኒስትሮ፡ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ...
ምብራቕ ፊንማርክ(Finnmark)፡ ብዘይ ሰብ ከይተርፍ ዓብዪ ስግኣት ኣንጸላልይዎ ምህላዉ ብምምልካት፡ ሓንቲ ኮሚተ ኣብዚ ዞባ ትሑት ቀረጽ፡ ነዊሕ ናይ...
“ኣብ ፊንላንድ ተርባጽ ኣባልነት ኔቶ ኣሎ። ድሮ ሓደ ቢራ ኔቶ ተባሂሉ ተሰምዩ’ሎ። እታ ኣባልነት ኔቶ ንምኽታም ዝወዓለት...