ሊበራላውያን፡ ከምኡ’ውን ሓምላይ ሰልፊታት፡ ሕጂ’ውን ካብ 4% ንታሕቲ መናብር ባይቶ ጥራይ ክውንኑ ዘኽእሎም ተቐባልነት ከም ዘለዎም፡ ቤት ጽሕፈት...
Year: 2022
መንእሰያት፡ ናብ ጒጅለታት ገበን ከይክተቡ ምኽልካል፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ዝመጽእ መስከረም ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ቅድሚ ምእታዉ ዝዝተየሎም፡ ቀንዲ...
ሽወደን፡ ናብ ዩክሬይን ዝያዳ ገንዘብን ኣጽዋርን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ፋይናንስን ምክልኻልን ልዕሊ 500 ሚልዮን...
መራሒት ማእከላይ ሰልፊ ኣኔ ሉፍ፡ ድሕነት ህዝቢ፡ ምርግጋጽ ማዕርነት ከምኡ’ውን ምውህሃድ ስደተኛታት ኣተኲሮ ክወሃቦም ከም ዝግባእ፡ ትማል ሓሙስ...
ኣብ ሰነ 1972፡ ስቶክሆልም ኮንፈረንስ ከባቢ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ካብ እተአንግድ ንደሓር፡ ሓደ ዕስሪት ካብቶም ኣማኢት ክትግበሩ ዝተባህሉ...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS) ፡ ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ተወሳኺ ክሳራ ከም ዘጋጠሞ፡ እንተኾነ ግና ጠለብ ገያሾ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ነቲ ብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝተነብረ እገዳ ነዳዲ ዘይቲ፡ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ...
ፖሊስ ሽወደን፡ ነቲ ሕሉፍ ጸረ-እስላማዊ መርገጺ ከም ዘለዎ ዝፍለጥ፡ ድርብ ዜግነት ዴንማርክን ሽወደንን ዘለዎ ራሙስ ፓሉዳን ኣብዚ ሰሙን...
ልዕሊ ሓደ ሚልዮን (1.2 ሚልዮን)፡ ካብዞም ኣብ ዝመጽእ መስከረም ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ዝሳተፉ ኣድመጽቲ፡ ካብ ሽወደን...