ዴንማርክ ን ዩክሬይን ክትልግሶ መዲባቶ ዝነበረት ወተሃደራዊ ሓገዛት፡ ብ ስዊትዘርላንድ ከም እተዓገተ ተገሊጹ። ስዊትዘርላንድ እዚ ዝገበረት፡ ኣብ...
Year: 2022
ኦፐሬተር መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን (ስዊዳቭያ)፡ ኣብዚ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ስቶክሆልም፡ ነዊሕ ሪጋ ገያሾ ክህሉ ከም...
ዋና ኣዛዚ ምክልኻል ዩክሬይን፡ ነቲ ኖርወይ ዝገበረቶ ናይ ሃዊትዘር ከበድቲ ኣጽዋራት ሓገዝ ምኽንያት ብምግባር፡ ነታ ሃገር ኣመስጊኑ። እዞም...
መንግስቲ ኖርወይ፡ ኲለን ኣብ ከባቢ ኦስሎፍዮርድ ዝርከባ ምምሕዳራት ጎሓፈን ከጽርያ፡ ከምኡ’ውን ጃላቡ-መዘናግዒ፡ ናይ ጎሓፍ ታኒካታተን ኣብ ፍዮርድ ከየራግፋ፡...
መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተርሾን፡ ምስፍሕፋሕ ገበንን ምውህሃድን ከም ኣርእስቲ መሪጹ ኣብቲ ፖለቲከኛታት፡ ከምኡውን ተጣበቕቲ ጒጅለታት፡ ኣብ ወሰን...
ብዓርቢ ኣብ ዝተኻየደ መደረ፡ መርታ ስቲቨኒ ምልዋጥ ክሊማ ደው ምባል፡ ከምኡ’ውን ንማዕርነት ምቅላስ፡ ቀንዲ ኣተኲሮ ሓምላይ ሰልፊ ምዃኑ...
ኣብ ባይቶ፡ ን ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጁዋንሶን ባዶ ናይ መተኣማመኒ ድምጺ እንድሕሪ ዝወሃብ ኮይኑ፡ መንግስታ ብፍቓዱ ስልጣኑ ከም...
ወራር ሞስኮ ካብ ዝጅምር 100 መዓልታት መሊኡሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ሰራዊት ሩስያ ዛጊት 20% መሬት ዩክሬይን ብሓይሊ ወሪሩ...