Year: 2022
ኲናት ዩክሬይን ይወዳእ ኣይወዳእ፡ ዩክሬናያን ን ተጻብኦ ሩስያ ብሓይሊ ክደኑ እዮም ማለት ኣይኮነን፡ ክብል ዋና ጸሓፊ ኔቶ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ብ ቐዳም ኣብ ዝሃበቶ መደረ ምክልኻል ገበን፡ ኣድልዎን፡ ምቊጽጻር ስርዓተ ድሕነት ሽወደንን፡ ቀንዲ...
ሽወደን፡ ን መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ሓድሽ ካፒታል ከም ዘይትፍኑ፡ ሚኒስተር ቢዝነስ ኢንዱስትሪን ምህዞን ካርል ፒተር ቶርቫልድሶን ትማል ንግሆ...
ሚኒስተር ፍትሒን ውሽጣዊ ጒዳያትን ሞርጋን ዮዋንሶን፡ ብጸቢብ ካብ ናይ ባዶ ምትእምማም ድምጺ ምድሓኑ ተገሊጹ። ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ፡ ኣቐዲሙ...
መጻኢ ክኽሰት ዝኽእል ቅልውላው ንምብዳህ፡ ዝሓሸ ክዘና ናውቲ መድሃኒት ክካየድ ይግባእ፡ ክብሉ ዝበዝሑ ሕጹያት 21 ዞባታት ሽወደን ሓሳቦም...
መራሒት ሰልፊ ሊበራል ጉሪ ሜልቢ፡ ኖርወይ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝጸንከረ እገዳታት ክትጽዕን ከም ዝግባእ ድሕሪ ምምልካት፡ ዛጊት...
203 ስደተኛታት ዩክሬይን፡ ብመሰረት ዝወጸ ፍሉይ ሕጊ፡ ስሉጥ ፍቓድ መንበሪ ድሕሪ ምርካቦም፡ ድሮ ስራሕ ምጅማሮም ካብ ዴንማርካዊ...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኣብ ሽዱሽተ ከባቢታት ትሮልሃታን (ምዕራብ ሽወደን) እተኸስተ ባርዕ ሓዊ፡ ኮነ ኢልካ እተሳወረ ክኸውን ይኽእል እዩ–...